ዶክተር ኣብራሃም በላይ “ህዝቢ ትግራይ እንትፅገም በይንኹም ትዋፅኡዎ ፀገም የለን” ብምባል ሓገዝ እናገበሩ ንዝርከቡ ህዝቢታትን ኣመራርሓታትን ኣመስጊኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዶክተር ኣብራሃም በላይ “ህዝቢ ትግራይ እንትፅገም በይንኹም ትዋፅኡዎ ፀገም የለን” ብምባል ሓገዝ እናገበሩ ንዝርከቡ ህዝቢታትን ኣመራርሓታትን ኣመስጊኖም።
እቶም ሚኒስትር ህዝቢ ትግራይ ንኢትዮጵያ ካብ ዝሃነፁ ሓደ…