ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ብኣገልግሎት ማሕበረሰብ ዝሰልጠኑ 10 ሺሕ ወለንታውያን መናእሰይ መሪቖም Gebremariam Weldegerima Mar 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብኣገልግሎት ማሕበረሰብ ዝሰልጠኑ 10 ሺሕ ወለንታውያን መናእሰይ መሪቖም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ሐዚ ዘሎ ትውልዲ ብነፃ ምሃብ እንተለሚዱ ኢትዮጵያ ብዙሓት ተምሳሌት ዝኾንዋ ክትረክብ ኢያ ኢሎም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ ድሬዳዋ 2 ሺሕን 93 ተምሃሮ ኣመሪቑ Gebremariam Weldegerima Mar 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ድሬዳዋ ብዝተፈላለዩ ሙያታት ዘሰልጠኖም 2 ሺሕን 93 ተምሃሮ ኣመሪቑ። ኣብ ስነሰርዓት ምረቓ ዝተረኸቡ ሓላፊ ዓውዲ ፖለቲካን ኣወዳድባ ስቪክን ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግናን ኣካቢ ቦርድ እቲ ዩንቨርስቲን ዶክተር…
ቢዝነስ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ተግባራዊ ዝኸውን ሓዱሽ መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Mar 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ንግድን ኢንዱስትሪን ካብ ፅባሕ 27 ለካቲት ክሳብ 30 መጋቢት 2013 ዓ.ም ተግባራዊ ዝኸውን ሓዱሽ መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ዕላዊ ገይሩ። ብመሰረት እዚ ኣብ አዲስ አበባ መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ቤንዚን ብሊትር 25 ብርን 86 ሳንቲምን፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ደብዳበ ሹመት ኣምባሳደራት 5 ሃገራት ተቐቢለን Gebremariam Weldegerima Mar 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴዩ ናይትድ ስቴትስ ሓዊሱ ደብዳበ ሹመት ኣምባሳደራት 5 ሃገራት ተቐቢለን። እቲ ደብዳበ ሹመት ዘቕረቡ ኣምባሳደራት፥ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ጌታ ፓሲ፣ ኣምባሳደር ኬንያ ጀኤን ካማዑ፣ ኣምባሳደር ስዊዘርላንድ ታማራ ሞና፣…
ኮሮናቫይረስ ኢትዮጵያ 2 ነጥቢ 2 ሚሊየን ክታበት ፀረ ኮቪድ 19 ክትቅበል ኢያ Gebremariam Weldegerima Mar 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኮቫክስ ካብ ዝበህል ኣለም ለኻዊ ጥምረት 2 ነጥቢ 2 ሚሊየን ክታበት ፀረ ኮቪድ 19 ክትቅበል ኢያ ክብል ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። መንግስቲ ነቲ ክትባት ቀፃሊ ዕለተ ሰንበት ከምዝቕበል ተገሊፁ። እቲ ክትባት ብቐዳምነት ንዝወሃቦም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጥብ ዝበለት ማይ ምዕቛር ንሸቶ ሃገራዊ ምስሳን ምህርቲ ኣዝዩ ዘድሊ ተግባር ኢዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Mar 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጥብ ዝበለት ማይ ምዕቛር ንሸቶ ሃገራዊ ምስሳን ምህርቲ ኣዝዩ ዘድሊ ተግባር ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። በቢገዝኡ ካብ ዝናብ ዝተረኸበ ማይ ናይ ምዕቛር ልምዲ እናወሰኸ ምዃኑ ብምግላፅ፥ ጥብ ዝበለት ማይ ምዕቛር ንሸቶ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ደቂ ኣነስቲዮ ኣብ ዝሓሸ ቦታ ንክበፅሓ ኣብ ኣብያተ ትምህርቲ ምቹው ኩነታት ምፍጣር ይግባእ-ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ Gebremariam Weldegerima Mar 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ለካቲት 26 ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴን ሚኒስትር ትምህርቲ ዶክተር ጌታሁን መኩሪያ መዓልቲ ደቂ ኣኒስትዮ ምኽኒያት ብምግባር ቱሉ ዲምቱ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዑደት ገይሮም። ኣብቲ ቤት ትምህርቲ ንደቂ ኣኒስቲዮ ተምሃሮ ዝግበር ዘሎ ደገፍን ከይዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክታበት ኮቪድ19 ናብ ውሽጢ ሃገር ምእታው ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ዘተኮረ ዘተ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Mar 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ክታበት ኮቪድ19 ናብ ውሽጢ ሃገር ንምእታውን ንምክፍፋልን እናተገበረ ዘሎ ሓፈሻዊ ኩነታት ኣድሂቡ ዘተ ተኻይዱ። ካብ ዝተፈላለያ ትካላት ዝተጣየሸ ላዕለዋይ ሃገራዊ መተሓባበሪ ኮሚቴ ክታበት ኮቪድ19፥ እቲ ክታበት ናብ ውሽጢ ሃገር ንምእታውን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትካላት ምምሕዳር ዝትግበር ስነ-ስርዓት ኣዋጅ ምምሕዳር ወፂኡ Gebremariam Weldegerima Mar 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኩለን ኣብ ትካላት ምምሕዳር ዝትግበር ስነ-ስርዓት ኣዋጅ ምምሕዳር ምውፅኡ ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ገሊፁ። እቲ ኣዋጅ ፍትሓዊ ግልጋሎት ከምኡ እውን ተበፃሕነት መምርሒ ዝሐሸ ንኽኸውን ዘኽእል ኢዩ ተባሂሉ። ብፍላይ ድማ ኣብ ትካላት ምምሐዳር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዶ/ር ኣርከበ ዕቁባይ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ዋና ዳይሬክተር ትካል ልምዓት ብሕብረት ኣፍሪካ ሕፁይ ኮይኖም ቀሪቦም Gebremariam Weldegerima Mar 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዶክተር ኣርከበ ዕቁባይ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ዋና ዳይሬክተር ትካል ኢንዱስትሪ ልምዓት (ዩኒዶ) ኮይኖም ንኽወዳደሩ ብሕብረት ኣፍሪካ ሕፁይ ኮይኖም ብሙሉእ ድምፂ ከምዝመረፆም ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ኣፍሊጡ። ህብረቱ ዶክተር አርከበ ብቸኛው…