Fana: At a Speed of Life!

ኣምባሳደር ታየ ኣፅቀ ስላሴ ምስ ፕሬዚዳንት ሓፈሻዊ ጉባኤ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ቀዋሚ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ታየ ኣፅቀ ስላሴ ምስ ፕሬዚዳንት ሓፈሻዊ ጉባኤ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣምባሳደር ቮልካን ቦስኪር ተዛቲዮም። ኣምባሳደር ታየ፥ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ኣድሂቦም ነቶም…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝቕፅሉ 4 ኣዋርሕ ዝፀንሕ ስራሕቲ ሓምለዋይ ልምዓትን ሓለዋ ከባቢን መናእሰይ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንዝቕፅሉ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ዝፀንሕ ስራሕቲ ሓምለዋይ ልምዓትን ሓለዋ ከባቢን መናእሰይ ተጀሚሩ ። ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣደስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ፥ ኣብታ ከተማ ንዝቕፅሉ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ዝፀንሕ መርሃ…

ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፅዮን ተኽሉ ኣብ ትግራይ ብዛዕባ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ብዝምልከት ምስ ኣምባሳደር ስዊድን ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፅዮን ተኽሉ ኣብ ትግራይ ብዛዕባ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ብዝምልከት ምስ ኣምባሳደር ስዊድን ኣብ ኢትዮጵያ ሃንስ ሄንሪክ ሉንድኩዊስት ተዛቲየን። እቶም መራሕቲ፥ መንግስቲ ፌዴራል ኣብ ከልል ትግራይ ብዛዕባ ዘሎ…

በዓልቲ ቤትን ውላድን ኣምባሳደር ስዩም መስፍን ንካልኣይ ግዘ ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓልቲ ቤት ኣምባሳደር ስዩም መስፍን ወይዘሮ ፈለገህይወት በርሀን ውላዶም ኣግኣዚ ስዩምን ንካልኣይ ግዘ ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም። እቶም ተጠርጠርቲ መርማሪ ፖሊስ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ቅድመ ሐዚ ኣብ ዝተውሃቦ 8 መዓልታት ጊዘ ቆፀሮ ዝሰርሖም…

ኣብ ከተማ መቐለ ጁንታ ህወሓት ቀቢሩዎ ዝነበረ 13 ታንከር ነዳዲ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታህሳስ፣ 2013(ኤፍቢሲ)ኣብ ከተማ መቐለ ፍሉት ሽሙ ገብሪኤል እናተብሃለ ኣብ ዝፅዋዕ ከባቢ ጁንታ ህወሓት ቀቢሩዎ ዝነበረ 13 ታንከር ነዳዲ ተረኺቡ። ኣብቲ ታንከር ልዕሊ 200 ሺሕ ሊትሮ ነዳዲ ከምዝተረኸበ እውን ተሓቢሩ። ምክትል ኦፕሬሽናል ኣዛዚ ቀዳማይ ሻለቃ ካልኣይ…

ዋንነተን ናይ ትራንስ ኢትዮጵያ ዝኾና ናብ ጁቡቲ ዝተጓዓዛ 179 ተሽከርከርቲ ደረቕ ፅዕነት ንምምላስ ዘኽእል ዘተ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ካብ ዝተኣገዱ ትካላት ትእምት ሓደ ናይ ዝኾነ ትራንስ ኢትዮጵያ ንብረት ዝኾና ናብ ጁቡቲ ዝተጓዓዛ 179 ተሽከርከርቲ ደረቕ ፅዕነትን 4 ተሽከርከርቲ ፈሳሲ ፅዕነትን(ቦቴ) ካብ ጅቡቲ ንምምላስ ዘኽእል ዘተ ተኻይዱ። ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ እተን ተሽከርከርቲ…

ኣብ ከተማታት ዓዲግራትን ውቕሮን ኣገልግሎት ኤሌክልትሪክ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ዓዲግራትን ውቕሮን ኣገልግሎት ኤሌክልትሪክ ከምዝጀመረ ተገሊፁ። ኣገልግሎት ኤሌክልትሪክ ኢትዮጵያ ከምዝበሎ፥ ኣብ ክልል ትግራይ ኣጋጢሙ ብዝነበረ ፀገም ፅታ ዓኒዮም ዝነበሩ መሰረተ ልምዓታት ኤሌክትሪክ ምስ ኣገልግሎት ሓይሊ ኤሌክትሪክ…

ቀዳማይ ብርኪ ኣዋፃኣይነት መፅናዕቲ ፕሮጀክት ባቡር ኢትዮ ሱዳን ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ቀዳማይ ብርኪ ኣዋፃኣይነት መፅናዕቲ ፕሮጀክት ባቡር ኢትዮ ሱዳን ብኣማኻሪ ትካል ካናዳ ሲ ፒ ሲ ኤስ ትራንስኮም ቀሪቡ። 1 ሺሕን 522 ኪሎ ሜትር ንውሓት ዘለዎን ኣደስ ኣበባ ምስ ካርቱም ዘራኽብ እቲ ፕሮጀክት ባቡር ነክህነፅ ብመንግስታት ክልቲአን…

ኣብ ዓዲግራትን ውቕሮን ከተማ ናይ መብራህቲ ግልጋሎት ኣብ ክልተ መዓልቲ ውሽጢ ክጅምር እዩ-ዶ/ር ኣብርሃም በላይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ዓዲግራትን ውቕሮን ከተማ ናይ መብራህቲ ግልጋሎት ኣብ ክልተ መዓልቲ ውሽጢ ክጅምር እዩ ክብሉ ላዕለዋይ ኣመራርሓ ብልፅግና ትግራይ ዶ/ር ኣብርሃም በላይ ገሊፆም። ዶ/ር ኣብርሃም ኣብ ከተማ ዓዲግራት ተረኺቦም ምስ ሽማግለ ዓዲ ኣብ እዋናዊ…

ሕቡራት ሃገራት ንሰላማውያን ሰባት ትግራይ ዝውዕል ሓገዝ 35 ነጥቢ 6 ሚልየን ዶላር ኣበርኪቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ሕቡራት ሃገራት፡ ኣብ ትግራይ ብዝካየድ ዘሎ ኵናት ንዝተፀገሙ ሰላማውያን ሰባት ንምሕጋዝ ዝውዕል 35 ነጥቢ 6 ሚልየን ዶላር ኣሜሪካ ዝዋግኡ ሓገዝ ከም ዘበርከተ ሓቢሩ። ሕቡራት ሃገራት ካብቲ ዘበርከቶ ሓገዝ እቲ 25 ሚልየን ዶላር ነቶም ብሰንኪ እቲ…