ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ጄ ብሊንከን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Mar 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስት%ር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ጄ ብሊንከን ብዛዕባ ኣብ ትግራይ ዘሎ ኩነታትን እዋናዊ ዛዕባን ብዝምልከት ተዛቲዮም። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ጄ ብሊንከን ኣብ ትዊተር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓወት ዓድዋ እንትነኽብር ዝተሸርሸረ ሓድነትን ኢትዮጵያዊ ክብርን ንምምላስ ቃል ብምእታው ክኸውን ይግባእ-ዶክተር ሙሉ ነጋ Gebremariam Weldegerima Mar 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ዓወት ዓድዋ እንትነኽብር ዝተሸርሸረ ሓድነትን ኢትዮጵያዊ ክብርን ንምምላስ ቃል ብምእታው ክኸውን ይግባእ ክብሉ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶክተር ሙሉ ነጋ ገሊፆም። መበል 125 ዓመት በዓል ዓወት ዓድዋ ኣብ ከተማ መቐለ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወርቃማ ዓወት ዝሓፈስና ዝዓበየ ስእሊ ምርኣይ ዝኽእሉ፣ ኣብ እግሪ ዳዕሮ ኮይኖም ፀገማቶም ናይ ምፍታሕ ልምዲ ዘለዎም ኣደታትን ኣቦታትን ስለ ዘለዉና ኢዮም-… Gebremariam Weldegerima Mar 2, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃግብሪ መዕፀዊ መድረኽ '' ብዝሰልጠነ ልዝብ ሓዱሽ ምዕራፍ ተስፋ'' ብዝብል ርእሲ ንሰለስተ መዓልታት ክካየድ ዝፀንሐ መድረኽ ዘተ ኣብ ኣደባበይ ሕውነት ሎሚ መዓልቲ ተኻይዱ። ኣብቲ መድረኽ ፕሬዚደንት ሳህለወርቅ ሓዊሱ ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ዓወት ዓድዋ በቢጊዚኡ ተሸሪፎም ዘይውድኡ ረቂቕ ሚስጥር ዘለዎ ዓወት ኢዩ-ወ/ሮ ሙፋሪያት ካሚል Gebremariam Weldegerima Mar 2, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ዓወት ዓድዋ በቢጊዚኡ ተሸሪፎም ዘይውድኡ ረቂቕ ሚስጥር ዘለዎ ዓወት ኢዩክብላ ሚኒስትር ሰላም ወ/ሮ ሙፋሪያት ካሚል ገሊፀን። እተን ሚኒስትር '' ብስልጡም ልዝብ ሓዱሽ ምዕራፍ ተስፋ'' ብዝብል ርእሲ ንሰለስተ መዓልታት ክካየድ ዝፀንሐ መድረኽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ትግራይ ደገፍ ንዘድሊዮም ወገናት ዝኸውን 216 ሺሕ ብር ደገፍ ገይሮም Gebremariam Weldegerima Mar 2, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ትግራይ ደገፍ ንዘድሊዮም ወገናት ዝኸውን 216 ሺሕ ብር ደገፍ ገይሮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ክብ ሽይጣት መፅሓፎምን ካብ ወርሓዊ መሃየኦምን ብምቕናስ ከምዝለገሱ ተገሊፁ። ብተወሳኺ ሰለስተ ማይ ዘመለልሳ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዝተፈላለዩ ፕሮግራማት ዝተሳለጠ መበል 125 በዓል ዓወት ዓድዋ ብሰላም ከምዝተኸበረ ኮሚሽን ፖሊስ እታ ከተማ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Mar 2, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዝተፈላለዩ ፕሮግራማት ዝተሳለጠ መበል 125 ባዓል ዓወት ዓድዋ ብሰላም ከምዝተኸበረ ኮሚሽን ፖሊስ እታ ከተማ ኣፍሊጡ። ፕሬዝዳንት ፌዴሪኢ ወ/ሮ ሳህለወርቅ ዘውዴ ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ ጅግጅጋ 200 ተምሃሮ ሕክምናን ጥዕና ሳይንስን ኣመሪቑ Gebremariam Weldegerima Mar 2, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ጅግጅጋ ንመጀመርታ ጊዜ ዘሰልጠኖም 32 ዶካተር ሕክምና ሓዊሱ 200 ተምሃሮ ሕክምናን ጥዕና ሳይንስን ኣመሪቑ። ሎሚ መዓልቲ ካብ መንጎ ዝተመረቑ እተን 91 ደቂ ኣኒስትዮ ከምዝኾና ተሓቢሩ። እቲ ዩንቨርስቲ እንትጣየሽ ኣስታት 700…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንክልል ትግራይ እግሪ መትከሊ ዝውዕል ብር 150 ሚሊየን ሓገዝ ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Mar 2, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ፣ ክልል ሃረሪን ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋን ንመሊስካ ህንፀት ክልል ትግራይ ዝውዕል ብር 150 ሚሊየን ሓገዝ ተገይሮም። እቲ ሓገዝ ብምምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ፣ ርእሰ ምምሕዳር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓወት ዓድዋ ኢትዮጵያዊያን ብዘይኣፈላላይ ኢትዮጵያ ዘኽበርሉ ዓወት ኢዩ-ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ Gebremariam Weldegerima Mar 2, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ለካቲት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓወት ዓድዋ ኢትዮጵያዊያን ብዘይኣፈላላይ ኢትዮጵያ ዘኽበርሉ ዓወት ኢዩ ክብላ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። እተን ፕረዚዳንት፥ ዓወት ዓድዋ ባርነት ካብ ምኽሻፍ ንላዕሊ ኢዩ ኢለን። ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ፥ ኣብ ምኒሊክ አደባባይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ዓወት ዓድዋ ኣብ መስቀል ኣደባባይ ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 2, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 125 በዓል ዓወት ዓድዋ ኣብ መስቀል ኣደባባይ ይኽበር ኣሎ። ኣብቲ በዓል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ፣ ሓለፍቲ ስራሕ ፌዴራልን ክልልን፣ ሃርበኛታት፣ ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ፣ ካብ ዝተፈላለዩ ፍሉይ ዞባ ኦሮሚያ…