Fana: At a Speed of Life!

ግብረ ሓይሊ ህፁፅ ጊዘ ክልል ትግራይ ብጄኔራል ዮሃንስ እናተመርሐ ነቲ ክልል ናይ ምርግጋዕን እግሪ ናይ ምትካልን ስርሑ ክቕፅል ኢዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ክልል ትግራይ ዝተሰርሑ ስራሕቲን ቀፀልቲ ስጉምቲታትን ብዝምልከት ምስ ላዕለዎት ኣመራርሓ ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ግብረ ሓይሊ ህፁፅ ጊዘ ክልል ትግራይን ጊዝያዊ ምምሕዳርን ኣብ…

ሚኒስትር ሰላም ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ተወከልቲ ውሕመን ዓለም ለኻዊ ትካል ግብረ ሰናይን ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሰላም ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ተወከልቲ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ)ን ዓለም ለኻዊ ትካል ግብረ ሰናይን ብቨርችዋል ዘተ ኣካይደን። እተን ሚኒስትር መንግስቲ ኢትዮጵያ ምስ ምኽባር ሕጊ ተተሓሒዙ ኣብ ትግራይ ዝካየድ ምክፍፋል ምግብን…

ቤት ምኽሪ ከተማ ኣዲስ ኣበባ 8ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 2ይ ስሩዕ ጉባኤኡ ፅባሕ ከካይድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ከተማ ኣዲስ ኣበባ 8ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 2ይ ስሩዕ ጉባኤኡ ፅባሕ ከካይድ ኢዩ። ኣብቲ ጉባኤ ኣብ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ መንፈቕ ዓመት ምምሕዳር ከተማ ኣድስ ኣበባ ሰፊሕ ልዝብ ከምዝገበር ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢን ፕሬስ ሴክሬታሪያትን…

ባንኪ ዓለም ኢትዮጵያ ሓዊሱ ን30 ሃገራት ኣፍሪካ ንክታበት ኮቪድ19 ዝውዕል ሓገዝ ክገብር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ኢትዮጵያ ሓዊሱ ን30 ሃገራት ኣፍሪካ ንክታበት ኮቪድ19 ዝውዕል ህፁፅ ገንዘባዊ ሓገዝ ከምዝገብር ኣፍሊጡ። እቲ ዝግበር ሓገዝ፥ ኣብ ኣህጉር ኣፍሪካ በቲ ለበዳ ተቓላዕቲ ዝኾኑ ዜጋታት ንምኽታብ ዝውዕል ኢዩ ተባሂሉ፡፡ ክሳብ ሕዚ…

ኣምባሳደር ተሾመ ምስ ዳይሬክተር ጉዳያት ኣፍሪካ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ተሾመ ቶጋ ምስ ዳይሬክተር ጉዳያት ኣፍሪካ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ው ፔንግ ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ክልቲኣዊ ርክብ፣ ቀጠናዊን ሓበራዊ ዓለም ለኻዊ ጉዳያትን ትኹረት ዝገበረ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ኣምባሳደር ተሾመ ቶጋ ነቶም…

338 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)338 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ከምዝተመለሱ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ተወካሊ ዳይሬክተር ጀነራል ጉዳያት ቆንስላ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ተረኾቦም ነቶም ተመለስቲ ኣቀባብላ ገይሮምሎም። እዋናዊን…

ኣብ ክልል ጋምቤላ “ተረባሕነትን ተሳትፎን ደቂ ኣንስትዮ ንኩለመዳይ ምዕባለ” ብዝብል መሪሕ ቃል መድረኽ ዘተ ደቂ ኣንስትዮ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ጋምቤላ “ተረባሕነትን ተሳትፎን ደቂ ኣንስትዮ ንኩለመዳይ ምዕባለ” ብዝብል መሪሕ ቃል ብፓርቲ ብልፅግና ጋምቤላ ዝተዳለወ መድረኽ ዘተ ደቂ ኣንስትዮ ተኻይዱ። ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኡሞድ ኡጁሉ፥ ዜጋታት ብሕ-ገመንግስቲ…

ኣብ ከተማ ዱከም መዛዘሚ ስልጠና ፍሉይ ወፍሪ ሓይሊ ኣየር ምርኢት ዝላ ኣየር ወለድ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ዱከም መዛዘሚ ስልጠና ፍሉይ ወፍሪ ሓይሊ ኣየር ምርኢት ዝላ ኣየር ወለድ ተኻይዱ። ኣብ ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር መሰልጠኒ ፍሉይ ሓይሊ ኣየር ወፍሪታት፥ ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ፌዴሪኢ ጄኔራል ብርሃኑ ጁላን ሓዊሱ ላዕለዎት ኣመራርሓታት…

ኣብ ደቡብ ሱዳን ብዘጋጠመ ምሕምሻሽ ነፋሪት ኣስታት 10 ሰባት ሞይቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡብ ሱዳን፣ ምብራቃዊ ዞባ ጂንጎለ ትበርር ዝነበረት ነፋሪት ትማሊ ምሸት ወዲቓ ብምሕምሻሻ ኣብታ ካብ ነፋሪት ዝነበሩ እቶም 10 ከምዝሞቱ ሰብ መዚ እታ ሃገር ገሊፆም። እታ ነፋሪት ካብ ንኡስ መዓርፊ ነፈርቲ ፒረ ተበጊሳ ናብ ከተማ ጁባ…

ኣብ ዞባ ጉጂ ወረዳ ኦዶ ሻኪሶ ብዘጋጠመ ባርዕ ሓዊ ኣስታት 6 ሚሊየን ዝግመት ንብረት ዓኒዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ጉጂ ወረዳ ኦዶ ሻኪሶ ብዘጋጠመ ባርዕ ሓዊ ኣስታት 6 ሚሊየን ዝግመት ንብረት ዓኒዩ። ትማሊ ኣብታ ከተማ ብዘጋጠመ ሓዊ 29 መንበሪ ኣባይቲ ከምዝዓነዉ ተገሊፁ። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ እታ ወረዳ ኣይተ በዳሶ…