ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እኒ ሜጀር ጄኔራል ገብረመድህን ፍቃዴ (ወዲነጮ) ክሲ ክምስረተሎም ኢዩ Gebremariam Weldegerima Mar 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ርክብ ሬዲዮ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብምቁራፅ ኣብ ልዕሊ እዚ ሰሜን መጥቃዕቲ ንክበፅሕ ገይሮም ኢዮም ዝተብሃሉ ሓላፊ መምርሒ ኮሚኒኬሽን ምክልኻል ሃገር እኒ ሜጀር ጄኔራል ገብረመድህን ፍቃዴ (ወዲነጮ) ክሲ ክምስረተሎም ኢዩ። ሎሚ መዓልቲ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብብር 170 ሚሊየን ወፃኢ ዝህነፅ ህንፃ ማእኸል መሰልጠኒ ኣየር ወለድ እምነ ኹርናዕ ተነቢሩ Gebremariam Weldegerima Mar 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብር 170 ሚሊየን ወፃኢ ዝህነፅ ህንፃ ማእኸል መሰልጠኒ ኣየር ወለድ እምነ ኹርናዕ ተነቢሩ። ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ፌዴሪኢ ጄኔራል ብርሃኑ ጁላ፥ ኣብ ትሕቲ ማእኸል መሰልጠኒ ፍሉይ ወፍሪ ዝርከብ ቤት ትምህርቲ ኣየር ወለድ ህንፀት ህንፃ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ “ንፅባቐ እዛ ከተማ ኣነ እውን ኣምባሳደር ኢየ” ብዝብል ወፍሪ ልዕሊ 25 ሺሕ መናእሰይ ብምስታፍ ይስራሕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ከተማ ኣዲስ ኣበባን ፅሪይቲን ፅብቕቲን ንምግባር “ንፅባቐ እዛ ከተማ ኣነ እውን ኣምባሳደር ኢየ” ብዝብል ወፍሪ ልዕሊ 25 ሺሕ መናእሰይ ብምስታፍ ይስራሕ ምፅራይ ከባቢ እናተሰርሐ ምዃኑ ኤጀንሲ ምምሕዳር ደረቕ ረሳሕ ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ። ንልተ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሱዳንን ግብፂን ወታደራዊ ስምምዕነት ተፈራሪመን Gebremariam Weldegerima Mar 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሱዳንን ግብፂን ወታደራዊ ምትሕብባር ንምግባር ትማሊ ስምምዕነት ተፈራሪመን። ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሱዳን ሙሓመድ ኣልሑሴንን ናይ ግብፂ መዘነኦም ሞሓመድ ፋሪድን ኢዮም ኣብ ካርቱም ተራኺቦም ኣብ ስምምዕነት በፂሖም ዘለዉ፡፡ እቲ ስምምዕነት ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል ራብዓይ መድረኽ ዘተ ብሄራዊ ቦርድ ምርጫን ፓርቲታት ፖለቲካን ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት 24፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ራብዓይ መድረኽ ዘተ ብሄራዊ ቦርድ ምርጫን ፓርቲታት ፖለቲካን ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ምልክት ምርጫ ዝወሰዱ ተወከልቲ ፓርቲታት ፖለቲካን ኣመራርሓ ቦርድ ምርጫን ተረኺቦም። እቲ ዘተ ብቐንዱ ከይዲ ምዝገባ ሕፁያት ዘለሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰብ ብዘይሕጋዊ መገዲ ዶብ ናይ ምስጋር ገበን ንምቕናስ ማሕበረሰብ ዘሳተፈ ስራሕ ምስራሕ ከምዝግባእ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ብዘይሕጋዊ መገዲ ዶብ ናይ ምስጋር ገበን ንምቕናስ ማሕበረሰብ ዘሳተፈ ስራሕ ምስራሕ ከምዝግባእ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣተሓሳሲቦም። ብሰብ ናይ ምንጋድን ሰብ ብዘይሕጋዊ መገዲ ዶብ ናይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መሰል ደቂ ኣንስትዮ ዘኽብር ማሕበረሰብ ንህነፅ ዝብል መበል 45 ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ምኽባር ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Mar 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)”መሰል ደቂ ኣንስትዮ ዘኽብር ማሕበረሰብ ንህነፅ” ብዝብል መሪሕ ቃል ሓደወርሒ ሙሉእ ዝፀንሕ በዓል መበል 45 ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ምኽባር ተጀሚሩ። ቀዳማይ ሰሙን እቲ ወርሒ ኣብ ኣመራርሓን ውሳነ ወሃባይነትን ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ዘተኮሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ሰብኣዊ ደገፍ ዝህቡ ዓለም ለኸ ትካላት ወሃብቲ ረዲኤት ብምፍላጥ ጥራሕ ይኣትዉ ኣለዉ-ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ Gebremariam Weldegerima Mar 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቅድመ ሐዚ ብፍቓድ ዝኣትዉ ዝነበሩ ኣብ ትግራይ ሰብኣዊ ደገፍ ዝህቡ ዓለም ለኸ ትካላት ወሃብቲ ረዲኤት ኣብዚ ሐዚ እዋን ይኣትዉ ከምዘለዉ ብምፍላጥ ጥራሕ ይኣትዉ ኣለዉ ክብል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቴክኖሎጂ ስፔስ ብምጥቃም ውፅኢታውነት እቶት ሕርሻ ንምስሳን ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተኸቲሙ Gebremariam Weldegerima Mar 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኢንስቲቲዩት ስፔስ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኢትዮጵያ ቴክኖሎጂ ስፔስ ብምጥቃም ውፅኢታውነት እቶት ሕርሻ ንምስሳን ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተኸቲሙ። እቲ ስምምዕነት ሰነድ ሓበሬታ ሳተላይት ብምጥቃም ግብርና ንምዝማን፣ ኣብ ቅድመ ትንበያ ኩነታት ኣየር…
ቴክኖሎጂ ጃፓናዊ ቢሊየነር ናብ ከባቢ ወርሒ ኣብ ዝገብሮ ዑደት ሓቢሮምዎ ዝጉዓዙ ሰባት ይደሊ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጃፓናዊ ቢልዮነር ያሱኩ ማእዛዊ ብኤለን መስክ እትውነት ስፔስ ኤክስ ገይሩ ኣብ ከባቢ ወርሒ ንዝገብሮ ዑደት ሸሞንተ ሰባት ብዘይክፍሊት ምስኡ ንኽጉዓዙ ዕድመ ኣቕሪቡ። ቢልዮነር ያሱኩ ማእዛዊ ብትዊተር ብቪድዮ ኣሰንዩ ኣብ ዝልኣኾ መልእኽቲ፥ “እዚ…