ልዕሊ ብር 16 ሚሊየን ዘውፅኡ ኣፋውስን ናይ ቦንዳ ክዳውንቲን ብዘይሕጋዊ መገዲ ናብ ኣዲስ ኣበባ እንተኣትዉ ተታሒዞም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ ብር 16 ሚሊየን ዘውፅኡ ኣፋውስን ናይ ቦንዳ ክዳውንቲን ብዘይሕጋዊ መገዲ ናብ ኣዲስ ኣበባ እንተኣትዉ ኣብ መቆፃፀር ጣቢያ ቱሉ ዲምቱ ተታሒዞም።
እቶም ኣፋውስን ናይ ቦንዳ ክዳውንቲን 13 ለካቲት 2013 ዓ.ም ለይቲ ብዝተገበረ ፍተሸ ኢዮም…