ቢዝነስ ኢትዮጵያን ጃፓንን ንልምዓት መገዲ ዝውዕል ብር 190 ሚሊየን ተፈራሪመን Gebremariam Weldegerima Jan 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያን መንግስቲ ጃፓንን ንልምዓት መገዲ ኣስፋልት ዝውዕል ብር 190 ሚሊየን ስምምዕነት ሓገዝ ተፈራሪሞም። እቲ ስምምዕነት፥ ሚኒስትር ዲኤታ ገንዘብ ያስሚን ወሃቢረቢን በዓል ምሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ኢቶ ታኮን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ምዕራባዊ ዞባ ጉጂ ዝተሃነፀ መበል 12 ቤት ትምህርቲ ተመሪቑ Gebremariam Weldegerima Jan 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ምዕራባዊ ዞባ ጉጂ ወረዳ ሱሮ ቡርጉዳ ዝተሃነፀ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኢፋ ሱሮ ቡርጉዳ ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ቀዳማዊት እመቤት ወይዘሮ ዝናሽ ታያቸው፣ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ጉዳይ ዶብ ምስ ሱዳን ክትደራደር ትኽእል መጀመርታ ሓይሊ ሱዳን ዝሓዞ መሬት እንትለቅቕ ኢዩ – ኣምባሳደር ዲና Gebremariam Weldegerima Jan 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ጉዳይ ዶብ ምስ ሱዳን ክትደራደር ትኽእል መጀመርታ ሓይሊ ሱዳን ዝሓዞ መሬት እንትለቅቕ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ ኣርባምንጭ ልዕሊ 4 ሺሕን 858 ተምሃሩኡ ኣመሪቑ Gebremariam Weldegerima Jan 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኣርባምንጭ ልዕሊ 4 ሺሕን 858 ተምሃሩኡ ንመበል 33 ግዘ ኣመሪቑ። እቲ ዩኒቨርሲቲ ብመርሃ ግብሪ ቀዳማይ ዲግሪ፣ ካልኣይ ዲግሪን ሳልሳይ ዲግሪን፤ ብስሩዕን ዘይስሩዕን ፕሮግራም ትምህርቶም ዝዛዘሙ ኢዩ ኣመሪቑ ዘሎ፡፡ ንፈለማ እዋን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በቢመዓልቱ ካብ ስዑድ ዓረብ 1 ሺሕን ኢትዮጵያውያን ናይ ምምላስ ስራሕቲ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jan 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)በቢመዓልቱ ካብ ስዑድ ዓረብ 1 ሺሕን ኢትዮጵያውያን ናይ ምምላስ ስራሕቲ ምጅማሩ ኣብታ ሃገር ዘሎ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ብዘይሕጋዊ ሰነዳት ናብ ስዑድ ዓረብ እንትኣትዉ ተታሒዞም ኣብ ዝተፈላለዩ መፅንሒ ስደተኛታት እታ ሃገር ዝርከቡን ኣብ ዝሓለፉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብኹሉ ዓውዲ ንምምዕባል እንተተደሊዩ ኣብ ምዝማን ዘፈር ትራንስፖርት ትኹረት ክወሃብ ይግባእ – ኣይተ ደመቀ መኮንን Gebremariam Weldegerima Jan 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብኹሉ ዓውዲ ንምምዕባል እንተተደሊዩ ኣብ ምዝማን ዘፈር ትራንስፖርት ትኹረት ክወሃብ ከምዝግባእ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም። ኣይተ ደመቀ እዚ ዝበሉ፥ ኣብ መሪሕ ትልሚ ልምዓት 10 ዓመት ዘፈር…
ኮሮናቫይረስ ኣብ መላእ ዓለም ብቫይረስኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም ካብ 100 ሚሊየን ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Jan 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መላእ ዓለም ብቫይረስኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም ካብ 100 ሚሊየን ሓሊፉ። ክሳብ ሕዚ ብርኪ ዓለም ብኮቪድ-19 ዝተተሓዙ ሰባት ቁፅሮም 100 ሚሊየን 286 ሺሕን 700 ከምዝበፅሐ ተገሊፁ፡፡ ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ህይወቶም ዝሓለፉ ሰባት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ንዕላዊ ዑደት ናብ ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ኣቕኒዐን Gebremariam Weldegerima Jan 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ንዕላዊ ዑደት ናብ ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ኣቕኒዐን። እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ኮንጎ ኣብ ዝህልወን ፃንሒት፤ ኣብ ክልተኣዊ፣ ዞባዊን ኣህጉራዊን ጉዳያት ኣመልኪተን ምስ ሰብ መዚ እታ ሃገር ከምዝዝትያ ኢብኮ ፀብፂቡ፡፡…
ኮሮናቫይረስ ተወሰኽቲ 365 ሰባት ቫይረስኮሮና እንትርከቦም 783 ሰባት ድማ ሒሹዎም Gebremariam Weldegerima Jan 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ትማሊ ኣብ ልዕሊ 4 ሺሕን 473 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 365 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 134 ሺሕን 132 ከምዝበፅሐ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ኣገልግሎት መረዳእታን ድሕንነትን ናይ ሓሶት ሓበሬታ ዝውዝዑ ኣክቲቪስታት ካብ ተግባሮም ንክቑጠቡ ኣተሓሳሲሲቡ Gebremariam Weldegerima Jan 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ብሄራዊ ኣገልግሎት መረዳእታን ድሕንነትን ናይ ሓሶት ሓበሬታ ዝውዝዑ ኣክቲቪስታት ካብ ዘይሕጋዊ ተግባሮም ንክቑጠቡ ኣተሓሳሲሲቡ። ሓሳቦም ብነፃነት ናይ መጥቃም መሰሎም ብዘይኣጋባብ ብምጥቃም ኣገልግሎት ብዝምልከት ናይ ሓሶት ሓበሬታ…