ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ውቕሮ ጊዝያዊ ኣወዳድባ ምምሕዳር ምዝርጋሕ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Dec 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ኣብ ከተማ ውቕሮ ጊዝያዊ ኣወዳድባ ምምሕዳር ብዕሊ ምዝርጋሕ ተጀሚሩ። ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ምስ ነበርቲ ከተማ ውቕሮ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ብምድሃብ ተዛቲዩ። እቲ መድረኽ ዘተ፥ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ጊዚያዊ ምምሕዳር ዶክተር ሙሉ ነጋን…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 397 ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Dec 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 4 ሺሕን 242 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 397 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 120 ሺሕን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ድሕሪ 389 ዓመት ዝተርኣየ ኣብ ምርኢት ተፈጥሮኣዊ ጥምረት ጁፒተርን ሳተርንን ዘድሃበ ፕሮግራም ሎሚ መዓልቲ ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Dec 21, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ድሕሪ 389 ዓመት ዝተርኣየ ኣብ ምርኢት ተፈጥሮኣዊ ጥምረት ጁፒተርን ሳተርንን ዘድሃበ ፕሮግራም ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ። ሎሚ መዓልቲ 12 ታሕሳስ 2013 ዓ.ም ዝረአ ተፈጥሮኣዊ ጥምረት ጁፒተርን ሳተርንን፥ ብቴሌስኮፕ ናይ ምርኣይን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዋሚ ኮሚቴ ዝተጓተቱ ፕሮጀክታት ልምዓት መስኖ ብቕልጡፍ ምዝዛም ከምዝግባእ ኣተሓሳሲቡ Gebremariam Weldegerima Dec 21, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ሃፍቲ ተፈጥሮ፣ መስኖን ኢነርጂን ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባታት ማእኸላይ፣ ደቡብን ምዕራብን ጎንደር ኣብ ከይዲ ህንፀት ዝርከቡ ፕሮጀክታት ልምዓት መስኖ ተዓዚቡ። ትዕዝብቲ ዝተገበረሎም ፕሮጀክታት ልምዓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣካዳሚክ ዲን ሰራዊት ምክልኻል ዝነበሩ ብ/ጄ ኣሊጋዝ ገብሬ ሓዊሱ ኣርባዕተ መኮንናት ጦር ንራብዓይ ግዘ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም Gebremariam Weldegerima Dec 21, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ኣካዳሚክ ዲን ሰራዊት ምክልኻል ዝነበሩ ብርጋዴር ጄነራል ኣሊጋዝ ገብሬ ሓዊሱ ኣርባዕተ መኮንናት ጦር ንራብዓይ ግዘ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም። ኣብ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ፍርዲ ፌዴራል መጋባእያ ምድብ ኣራዳ 2ይ እዋን ቆፀሮ ዝቐረቡ ተጠርጠርቲ፥ ብርጋዴር ጄነራል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሎኔል ይርጋለም ፍቓዱን ሌተናል ኮሎኔል ተወልደ ብርሃንን ክሃድሙ ክብሉ ኣብ ዓፋር ከምዝተትሓዙ መርማሪ ፖሊስ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Dec 21, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ታሕሳስ ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮሎኔል ይርጋለም ፍቓዱን ሌተናል ኮሎኔል ተወልደ ብርሃንን ክሃድሙ ክብሉ ኣብ ዓፋር ከምዝተትሓዙ መርማሪ ፖሊስ ንመጋባእያ ዕላዊ ገይሩ። እዚ ዝገለፀ ኣባል ምርመራ ገበን ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ተጠርጠርቲ ብወሓስ ንቤት ፍርዲ ምሕታቶም ስዒቡ ኢዩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 38 ህፁፅ ጉባኤ መራሕቲ ኣባላ ሃገራት ኢጋድ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ብምሕላፍ ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Dec 21, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 38 ህፁፅ ጉባኤ መራሕቲ ኣባላ ሃገራት ኢጋድ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ብምሕላፍ ተዛዚሙ። ኣብ ጂቡቲ ዝተሳለጠ እቲ ጉባኤ፥ ኢጋድ ኣብ ፖለቲካዊ፣ ማሕበራዊን ኢኮኖሚያዊን ጉዳያት ዞባ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣንፈት ኣቐሚጡ፡፡ ኣብቲ ጉባኤ ቀዳማይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዕዉታት ደቂ ኣንስትዮ ንመናእሰይ ደቂ ኣንስትዮ ልምዲ ዘካፍላሉ መርሃ ግብሪ ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Dec 21, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ቀዳማይ መንፈቕ ዘበነ ትምህርቲ ልዑል ውፅኢት ዘመዝገባ ዕዉታት ደቂ ኣንስትዮ ንመናእሰይ ደቂ ኣንስትዮ ልምዲ ዘካፍላሉ መርሃ ግብሪ ዕላዊ ኮይኑ። ብሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ህፃናትን ዝተዳለወ እቲ መርሃ ግብሪ፥ ፕሬዚዳንት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማሕበረሰብ ተኮር ብሄራዊ ልዝብ ኣብ መላእ ሃገር ሎሚ መዓልቲ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Dec 21, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብኣዳላውነት ሚኒስቴር ሰላም ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ማሕበረሰብ ተኮር ብሄራዊ ልዝብ ኣብ መላእ ሃገር ብዕሊ ተጀሚሩ። ከይዲ እቲ ማሕበረሰብ ተኮር ብሄራዊ ልዝብ፥ ኣብ ከባቢያዊን ሃገራዊን ጉዳያት ክብ ስድራቤትን መንደርን ተበጊሱ መላእ ማሕበረሰብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መረፃን ንቑሕ ተሳትፎ ደቂ ኣንስትዮን ብዝብል ርእሲ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Dec 21, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮሚሽ ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ መረፃን ንቑሕ ተሳትፎ ደቂ ኣንስትዮን ብዝብል ርእሲ መድረኽ ዘተ የሳለጥ ኣሎ። ኮሚሽነር ደቂ ኣንስቲዮን ህፃናትን እቲ ኮሚሽን ወይዘሮ መሰረት ማሞ፥ ማዕርነት ፆታ ኢትዮጵያ ንምርግጋፅ ዘኽእሉ ድንጋገታት ካብ…