ኢትዮጵያ ኣብ ውሽጢ ሰለስተ ዓማውቲ ማእኸላይ ፅዕንቶ ልቓሕ ናብ ዘለወን ሃገራት ናብ ምስራዕ ይስራሕ ኣሎ – ቀ/ሚ ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ውሽጢ ሰለስተ ዓማውቲ ማእኸላይ ፅዕንቶ ልቓሕ ናብ ዘለወን ሃገራት ናብ ምስራዕ እናተሰርሐ ምዃኑ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
ኣብ 2010 ዓ.ም ልዑል ፅዕንቶ ልቓሕ ካብ ዘለወን ሃገራት ተሰሪዓ ከምዝነበረት ዝገለፁ እቶም…