ኣብ 31 ትካላት ዝተፈላለዩ ክፍተታት ድሕንነት ሳይበር ከምዝፈለየ ኤጀንሲ ድሕንነት መርበብ ሓበሬታ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኤጀንሲ ድሕንነት መርበብ ሓበሬታ ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ.ም ብዝገበሮ ኦዲት ድሕንነት ሳይበር ኣብ 31 ትካላት ተቓላዕነት ጥቕዓት ሳይበር ከምዝፈለየን ክእረሙ ከምዝገበረን ገሊፁ።
ሓላፊ ኦዲት ድሕንነት ሳይበርን ኢቫሉዌሽን ዲቪዥንን እቲ ኤጀንሲ…