ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ልዕሊ 21 ኣባላት ኦነግ ሽኔ ስጉምቲ ከምዝተወሰደ ፖሊስ ኦሮሚያ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ዝሓለፈ ክልተ ሰሙን ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክልል ኦሮሚያ በዝተገበረ ስራሕቲ ምኽባር ሕጊ ኣብ ልዕሊ 21 ኣባላት ኦነግ ሽኔ ስጉምቲ ከምዝተወሰደን 96 ተሓባበርቶም ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉን ኮሚሽን ፖሊስ ኦሮሚያ ገሊፁ። ምክትል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መከፋፈሊ ጣቢያ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ጊንጪ ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ Gebremariam Weldegerima Mar 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)8 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ወፃኢ ዝተገበረሉ መከፋፈሊ ጣቢያ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ጊንጪ ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ። ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣካቢ ቦርድ ኣመራርሓ ስራሕ ሓይሊ ኤሊክትሪክ ኢትዮጵያን ዶክተር ኣብርሃም በላይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ልምዓት ሓሳብ ብምፍልፋል ኢትዮጵያ ብልምዓት ምቕያር ይከኣል ኢዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ Gebremariam Weldegerima Mar 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ናይ ልምዓት ሓሳብ ብምፍልፋል ኢትዮጵያ ብልምዓት ምቕያር ይከኣል ኢዩ ክብሉ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ኣብ ወንጪ ዝህነፅ ፕሮጀክት መኣዲ ንሃገር ብዕሊ ሎሚ መዓልቲ ኣጀሚሮም። "ከባቢታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ንሓዳሽ ፕሬዚዳንት ታንዛኒያ መልእኽቲ ደገፍ ኣመሓላሊፈን Gebremariam Weldegerima Mar 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ንሓዳሽ ፕሬዚዳንት ታንዛኒያ መልእኽቲ ደገፍ ኣመሓላሊፈን። እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ እተን ሓዳሽ ፕሬዚዳንት ናብ ስልጣን ምምፅአን ንሃገረን ጥራሕ ዘይኮነስ ነቲ ቀጠና ኢሉውን ንኣፍሪካ ዘለዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉዳያት መረፃ ጥራሕ ዝዳነዩሎም 21 መጋባእያታት ከምዝተወደቡ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መረፃ ስዒቡ ናብ ቤት ፍርዲ ዝቐርቡ ክትዓት ብፍሉይ ኩነታት ዝተኣናገዱሎም ረቂቕ ደምቢ ዝምልከት መድረኽ ተኻይዱ። ኣብዚ ዓመት ዝካየድ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ስዒቡ ዝለዓሉ ክትዓት ብፍሉይ ኩነታት ዘተኣናኣናግዱ ኣቢያተ ፍርዲ እናተዋደዱ ከምዝኾኑ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ክታበት ኮቪድ 19 ብዝተሃቀነሉን ዝተዋደደን መልክዑ ይወሃብ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ክታበት ኮቪድ 19 ብዝተሃቀነሉን ዝተዋደደን መልክዑ እናተውሃበ ምዃኑ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። እቲ ክታበት ብዝተሃቀነሉ መሰረት ኣብ መላእ ሃገር ብዕዉት ኩነታት ምሃብ ከምዝቐፀለ እውን ገሊፁ፡፡ ክሳብ ሕዚ ብዙሓት ሰብ ሞያታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል መዚ ብሮድካስት ኣብ ጉዳይ ድልድል ኣየር ሰዓት ኣመልኪቱ ምስ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ተዛቲዩ Gebremariam Weldegerima Mar 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ ብሮድካስት ኢትዮጵያን ብሄራዊ ቦርድ መረፃን ምዝገባ ሕፁያት ስዒቡ ንፓቲታት ፖለቲካ ዝወሃብ ድልድል ኣየር ሰዓትከይዲ ከይዲ ድልድል ዝምልከት ልዝብ ኣካይዶም። ኣብቲ እዋን ዘተ ድማ እቲ በዓል መዚ ንድልድል ኣየር ሰዓትን ጋዜጣን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ዘጋጠሙዋ ፀገማት ብምፍታሕ ዝጀመረቶ ልምዓት ሓሊያ ናይ ምቕፃል ዓቕሚ ኣለዋ ኢንስቲትዩት ታሂ ቻይና Gebremariam Weldegerima Mar 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ዓባይ ሃገር ስለዝኾነት ዘጋጠሙዋ ፀገማት ብምፍታሕ ዝጀመረቶ ልምዓት ሓሊያ ናይ ክትቅፅ ከምትኽእል ሓለፍቲ ስራሕ ትካል ምርምርን ፍልፍል ሓሳብን ኢንስቲትዩት ታሂ ቻይና ገሊፆም። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ተሸመ ቶጋ ኣብ ቻይና ፅንቶ…
ስፓርት ምድብ ድልድል ርብዒ ፍፃመ ዩሮፓ ሊግ Gebremariam Weldegerima Mar 19, 2021 0 ግራናዳ ምስ ማንቸስተር ዩናይትድ አርሴናል ምስ ስላቪያ ፕራግ ኣያክስ ምስ ሮማ ዲናሞ ዛግሬብ ቪሪያል እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/ ትዊተር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ኣብ ስራሕቲ ፀፅታን ምኽባር ሕጊን ስልጠና ዝወሰዱ 610 ኣባላት ኣመሪቑ Gebremariam Weldegerima Mar 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ኣብ ስራሕቲ ፀፅታን ምኽባር ሕጊን ስልጠና ዝወሰዱ 610 ኣባላት ኣመሪቑ። ሎሚ መዓልቲ ዝተመረቑ ኣባላት 6ይ ሃገራዊ መረፃ ኣመልኪቱ ልእሊ ሓደ ወርሒ ናይ ተግባር ስልጠና ዝወሰዱ ከምዝኾኑ ተመልኪቱ። እቶም ተመረቕቲ ኣብ…