ቢዝነስ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ጄኔራል ሎስ ኣንጀለስ ፎረም ኢንቨስትመንት ተሳሊጡ Gebremariam Weldegerima Mar 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ዘሎ ርክብ ቢዚነስ ንምጥንኻር ዝዓለመ ፎረም ቢዚነስ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ጄኔራል ሎስ ኣንጀለስ ብኢንተርኔት ተሳሊጡ። ኣብቲ ፎረም ተወከልቲ 108 ኩባኒያታትን ኣባላት ቤት ምኽሪ ንግዲን ተሳቲፎም። ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ምስ ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ንዝተሓባበሩ ኣካላት ናይ መወዳእታ መተሓሳሰቢ ሂቡ Gebremariam Weldegerima Mar 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ምስ ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ንዝተሓባበሩ ኣካላት ናይ መወዳእታ መተሓሳሰቢ ከምዝሃበ ኣፍሊጡ። ሕገ መንግስቲን ካልኦት መሰረታዊ ሕጊታት እዛ ሃገርን ብምጥሓስ ኣብ ህወሓት ልዕልነት ዝሓዘ ጉጅለ፣ ኩርዓት ሃገር ኣብ ልዕሊ ዝኾነ ሰራዊት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 338 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Mar 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)338 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። እቶም ዜጋታት ናብ ሃገሮም እምትምለሱ ተወካሊ ዳይሬክቶሬት ጄኔራል ጉዳያት ቆነስላ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ኣቀባብላ ገይሩሎም። እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ…
ቢዝነስ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣብ ክሊ ፓርክታት ኢንዱስትሪ መቐለ ምስ ተወከልቲ ኤች ኤንድ ኤም ተዛቲዩ Gebremariam Weldegerima Mar 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣብ ክሊ ፓርክታት ኢንዱስትሪ መቐለ ምስ ተወከልቲ ኤች ኤንድ ኤም ተዛቲዩ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ሳንዶካን ደበበ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ምስ እቶም ተወከልቲ ኣብ ዝገበርዎ ዘተ፥ ኣብ ፓርክታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝሓለፉ 8 ኣዋርሕ ብር 2 ነጥቢ 2 ቢሊየን ዝግመት ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም Gebremariam Weldegerima Mar 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሸሞንተ ኣዋርሕ ብር 2 ነጥቢ 2 ቢሊየን ዝግመት ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ። ሚኒስትር እቶት ኣይተ ላቀ ኣያሌው፥ኣብ ሸሞንተ ኣዋርሕ በጀት ዓመት 2013 ዓ.ም ብዝተሰርሐ ጥንኩር ቁፅፅር…
ስፓርት ምድብ ድልድል ርብዒ ፍፃመ ቻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ዓላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Mar 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምድብ ድልድል ርብዒ ፍፃመ ቻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ዓላዊ ኮይኑ። ብመሰረት እዚ፦ ባየርን ሙኒክ ምስ ፓሪስ ሴንት ዠርመይን ሪያል ማድሪድ ምስ ሊቨርፖል ማንቸስተር ሲቲ ምስ ቦርሲያ ዶርቱሙንድ ፖርቶ ምስ ቼልሲ ተደልዲለን ኣለዋ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወ/ሮ ዳግማዊት ሞገስ ምስ ኣምባሳደር ስዊድን ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Mar 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ትራንስፖርት ፌዴሪኢ ወ/ሮ ዳግማዊት ሞገስ ምስ ኣምባሳደር ስዊድን ኣብ ኢትዮጵያ ሃንስ ሄንሪክ ሎንድኪስት ተዛቲየን። እቶም መራሕቲ፥ ኣብ ዓውዲ ትራንስፖረት ዘሎዉ ፀገማት ንምፍታሕ፣ ዕድላት ንምጥቃም ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ከምኡ ውን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ኣኼባ ሓምለዋይ ልምዓት ካናዳ – ኣፍሪካ ተሳቲፋ Gebremariam Weldegerima Mar 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ኣኼባ ሓምለዋይ ልምዓት ካናዳ - ኣፍሪካ ተሳቲፋ። ኣብ ትሑት ምልቃቕ ካርቦን ዝተደረኸ ኢኮኖሚ ንምህናፅን ለውጢ ከባቢ ኣየር ዝፃወር ስትራቴጂ ልምዓት ንምኽታል ካናዳ ምስ ሃገራት ኣፍሪካ ተሓባቢራ ምስራሕ ትኽእለሎም ኣማራፂታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ሰብኣዊ ሓገዝ ምላሽ ንመሃብ ብዘሐሸ ኩነታት ሓገዝ ንምትእኽኻብ ትኹረት ምሃብ ከምዝግባእ ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima Mar 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዋሚ ልኡኽ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ መተሓባበሪ ሓገዝ ህፁፅ እዋን ውድብ ሕቡራት መንግስታት ማርክ ሎውኩክ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ክልል ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ንምቕራብ እናተሰርሑ ዝርከቡ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሳሚያ ሱሉሁ ሓሰን ፈላመይቲ ጓል ኣንስተይቲ ፕሬዚዳንት ታንዛንያ ብምዃን ተሸይመን Gebremariam Weldegerima Mar 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2013(ኤፍ ቢሲ)ምክትል ፕሬዚዳንት ነበር ሳሚያ ሱሉሁ ሓሰን ኣብ ታሪኽ ታንዛንያ ፈላመይቲ ጓል ኣንስተይቲ ፕሬዚደንት ብምዃን ቃለ-ማሕላ ፈጺማ። እተን ምክትል ፕሬዚዳንት ሎሚ መዓልቲ ቃለ ማሕላ ዝፈፀማ እንትኾና፥ ጆን ማጉፉሊ ኣብ 61 ዓመቶም ዳሬ ሰላም ኣብ ዝርከብ…