ዓለም ለኸ ትካላት ወለንታታት ብሚኒስቴር ሰላም ምስ ዝመርሖ ጉጅለ ብምውዳድ ኣብ ኩዲ ምኽባር ሕጊ ዝተመዛበሉን ዝተጎድኡን ወገናት እናጣየሹ ይርከቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ዓለም ለኸ ትካላት ወለንታታት ብሚኒስቴር ሰላም ምስ ዝመርሖ ጉጅለ ብምውዳድ ኣብ ኩዲ ምኽባር ሕጊ ዝተመዛበሉን ዝተጎድኡን ወገናት እናጣየሹ ይርከቡ።
እቶም ትካላት ኣብ ጎንደር፣ ደባርቕን ዳባትን ምስ ዝርከብ ብሚኒስቴር ሰላም ዝመርሖ ጉጅለ ብምውዳድ…