ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ፌዴራል ኣብ ልዕሊ እኒ ኣይተ ጃዋር መሓመድ ክሲ ንምምስራት 15 መዓልቲ ሓቲቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ፌዴራል ኣብ ልዕሊ እኒ ኣይተ ጃዋር መሓመድ ክሲ ንምምስራት 15 መዓልቲ ይወሃበኒ ክብል ሓቲቱ።
ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ፌዴራል ካብ ውሽጢ ዘቕረቦም 15 መሰኻኽር ቅድመ ምርመራ ናይ 10 መሰኻኽር ምስ ኣስመዐ የኣኽለኒ ብምባል፤…