ትካላት ድሕንነት ኢትዮጵያን ደቡብ ሱዳንን ኣብ ከባቢያዊ ጉዳያትን ኣውዲታት ህንፀት ዓቕሚን ተሓባቢረነረ ንምስራሕ ተስማዕሚዐን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካላት ድሕንነት ኢትዮጵያን ደቡብ ሱዳንን ኣብ ከባቢያዊ ጉዳያትን ኣውዲታት ህንፀት ዓቕሚን ተሓባቢረነረ ንምስራሕ ተስማዕሚዐን።
ዳይሬክተር ጀነራል ብሄራዊ ኣገልግሎት መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን ኣይተ ተመስገን ጥሩነህ ምስ ዳይሬክተር ጀነራል ቢሮ…