ምዕብልቲ ኢትዮጵያ ንምህናፅ ኣብ ተፃረርቲ ዋልታታት ዝተንጠልጠሉ ድሌታት ክቀራረቡ ኣለዎም – ቀ/ሚ ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጥንክርቲ ኢትዮጵያ ንምህናፅ ኣብ ዝግበር ጉዕዞ ምዕባለ ኣወንታዊ ኣስተዋፅኦ ምግባር ከምዝግባእ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣተሓሳሲቦም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ከምዝፀሓፉዎ፥ “ከምሃገር ናይ ሓባር…