Fana: At a Speed of Life!

ጉዳይ ሕቶ በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ፍትሓዊን ጉዳይ ህልውናን ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉዳይ ሕቶ በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ጉዳይ ህልውና ስለዝኾነ ውድብና ሙሉእ ብሙሉእ ዝድግፎ ኢዩ ክብሉ ኣባላት ኣመራርሓ ውድብ ትግራይ ዴሞክራሲያዊ ፓርቲ (ትዴፓ) ገሊፆም። ኣባላት ኣመራርሓ ውድብ ትግራይ ዴሞክራሲያዊ ፓርቲ ምስ ፋና ዲጂታል…

ሻምፕዮና ዘይፈለየ ውድድር ሴሪ ኤ ጣልያን …

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 38 ሰሙን ሴሪ ኤ ጣልያን ሎሚ ምሸት ዝካየዱ ፀወታታት ትፅቢት ይግበረሎም። ብ79 ነጥቢ ነቲ ሴሪ ኤ እናመርሐት ትርከብ ናፖሊ ምሸት ሰዓት 3፡45 ኣብ ሜድኣ ንካግሊያሪ ከተተኣንግድ ኢያ። ብኣሰልጣኒ…

ናይቲ ማእኸል ምጥያሽ ዓቕሚ ምፍጣር ስራሕ ሰራዊት ዘጉልህ ኢዩ-ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ማእኸል ኢንተርፕርነርሽፕን ኢኖቬሽንን ሰራዊት ምክልኻል ምጥያሽ ዓቕሚን ክእለትን ምፍጣር ስራሕ ኣባላት ሰራዊት ዘጉልህ ኢዩ ክብላ ሚኒስትር ምክልኻል ኣይሻ መሓመድ(ኢ/ር) ተዛሪበን። እተን ሚኒስትር ምጥያሽ እቲ ማእኸል ጠመተ ብምግባር ኣብ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንዕላዊ ዑደት ናብ ፓሪስ ፈረንሳይ ኣትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ልኡኽ ብሓባር ብምዃን ንዕላዊ ዑደት ሎሚ ናብ ፓሪስ ፈረንሳይ ኣትዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ፓሪስ እንትበፅሑ ብብሄራዊ ሓይሊ…

ኣብቲ ዓውዲ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ዝተጀመሩ ስራሕቲ ዲጂታላይዜሽን ርኡይ ለውጢ የምፅኡ ኣለው – በለጠ ሞላ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዓውዲ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ዝተጀመሩ ስራሕቲ ዲጂታላይዜሽን ርኡይ ለውጢ እናምፅኡ ምዃኑ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ “ብዲጂታል ዝተሓገዘ ትራንሰፖርትን ሎጅስቲክስን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ተወከልቲ…

ኣብ ካሊፎርንያ ንእሽተይ ኣውሮፕላን ተሓምሺሻ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኣሜሪካ ግዝኣት ካሊፎርንያ ሳን ዲዬጎ መንበሪ መንደር ብምኽንያት ጭጋግ ኩነታት ኣየር ንእሽተይ አውሮፕላን ተሓምሺሻ። እታ ዝተሓምሸሸት ኣውሮፕላን 15 ኣባይቲን ብዙሓት መካይንን ብሓዊ ንክቃፀሉ ምግባሩ ሰብ መዚ እቲ ከባቢ ኣፍሊጦም፡፡…

ንዓብዩ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ 1 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ ንህንፀት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዝውዕል 1 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ከምዝተኣከበ ቤት ፅሕፈት ፕሮጀክት ምትሕብባር ገሊፁ፡፡ ፈፃሚ ስራሕ ኮሙኒኬሽን ርክብ ህዝቢን ፐብሊክ ዲፕሎማሲን እቲ ቤት ፅሕፈት ሰለሞን ዳኒኤል…

8 ነጥቢ 9 ቢሊየን ሊትሮ ፀባ ፈሪዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ መፈለምታ 2017 ዓ.ም ክሳብ ሐዚ 8 ነጥቢ 9 ቢሊየን ሊትሮ ፀባ ከምዝፈረየ ኢንስቲትዩት ልምዓት እንስሳ ኢትዮጵያ ገሊፁ። ምክትል ዋና ዳይሬክተር እቲ ኢንስቲትዩት ዳኛቸው በየነ (ዶ/ር)ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ከምዝበልዎ፥ ስራሕቲ ትሩፋት…

ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ቀፃልነት ንዘለዎ ምዕባለ ብዝሰልጠነ ሓይሊ ሰብ ክድግፉ ይግባእ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ቀፃልነት ንዘለዎ ምዕባለ ብዝሰልጠነ ሓይሊ ሰብ ክድግፉ ይግባእ። እቶም ኢንዱሰትሪታት ኣብ ምርካብ ሸርፊ ወፃኢ ዝነበረ ክፍተት ኣብ ምድጋፍ ልዑል ብፅሒት ከምዘለዎም ምስ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ፃንሒት ዝገበሩ ምሁራን…

ኣዋሽ ሚድሮክ መፍረዩ እታዎት ኮትድ ካልሺየም ካርቦኔት ስራሕ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ዓፋር ኣዋሽ 7 ኪሎ ዝተጣየሸ ፋብሪካ ምፍራይ ኣዋሽ ኮትድ ካልሺየም ካርቦኔት ከይዲ ፈላማይ ምዕራፍ ፕሮግራም መርሃ ግብሪ ምጅማር ተኻይዱ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣወል ኣርባ፣ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኢንቨስትመንት…