ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት ንመበል 1 ሺህን 441 በዓል ዒድ ኣልኣድሃ ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት መበል 1 ሺህን 441 በዓል ዒድ ኣልኣድሃ(ዓረፋ) ምኽኒያት ብምግባር ንሰዓብቲ እምነት እስልምና ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።
ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ ርስቱ ይርዳው ኣብ ዘመሓላለፍዎ…