ቴክኖሎጂ ብኢትዮጵያዊ መንእሰይ ዝተምሃዛ ክልተ ውፂኢታት ፈጠራ ድሮን ዕላዊ ኮይነን Gebremariam Weldegerima Jul 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብኢትዮጵያዊ መንእሰይ ናኦል ዳባ ዝተምሃዛ ክልተ ውፂኢታት ፈጠራ ድሮንን መለክዒ መጠን ረስኒ ቫይረስ ኮሮናን ዕላዊ ኮይነን። እተን ብመንእሰይ ዝተመሃዛ ውፅኢታት ፈጠራ፥ ንግልጋሎት ሕርሻን ዘፈር ኮሙዩኒኬሽንን ዝውዕላ ክልተ ድሮናትን ካብ ንኽክእ ኢድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብኽፋል ተዓፂየን ዝነበራ ስራሕቲ መጋባእያ ኣቢያተ ፍርዲ ፌዴራል ሎሚ መዓልቲ ግልጋሎት ምሃብ ጀሚረን Gebremariam Weldegerima Jul 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብኽፋል ተዓፂየን ዝነበራ ስራሕቲ መጋባእያ ኣቢያተ ፍርዲ ፌዴራል ሎሚ መዓልቲ ግልጋሎት ምሃብ ከምዝጀመራ ተገሊፁ። ኣቢያተ ፍርዲ ፌዴራል ካብ ወርሒ 10 መጋቢት 2012 ዓ.ም ጀሚረን ስራሕቲ መጋባእያ ብኽፋል ዓፂየን ከምዝነበራ ይፍለጥ።…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሕቡራት ኢሚረታት ዓረብ ንፈለማ እዋን መንኮራኹር ናብ ማርስ ኣበጊሳ Gebremariam Weldegerima Jul 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሕቡራት ኢሚረታት ዓረብ ንፈለማ እዋን መንኮራኹር ናብ ፕላኔት ማርስ ኣበጊሳ። እታ መንኮራኹር 500 ሚሊየን ኪሎ ሜትሮ ትጓዓዝ እንትትከውን፥ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ወርሒ ለካቲት 2021 ኣብ ማርስ ክትበፅሕ ኢያ ተባሂሉ። እዋን ምብፃሕ እታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ሲዳማ መሰረታዊ ሕቶ ህዝቢ ንምምላስ ዘኽእል ኣወዳድባ እናተዘርገሐ ምዃኑ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ደስታ ሌዳሞ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Jul 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ሲዳማ መሰረታዊ ሕቶ ህዝቢ ንምምላስ ዘኽእል ኣወዳድባ እናተዘርገሐ ምዃኑ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ደስታ ሌዳሞ ገሊፆም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ምስ ግዜኢ ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት ከምዝበሉዎ፥ ኣብዚ ሕዚ እዋን ዝግበር ውዳበ ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ ኤርትራ ዝነበሮም ዕላዊ ዑደት ስራሕ ዛዚሞም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Jul 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ዝተመርሐ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ኤርትራ ዝነበሮ ናይ ክልተ መዓልቲ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ብምዝዛም ትማሊ ምሸት ናብ ኣዲስ ኣበባ ተመሊሱ። እቲ ዑደት ስምምዕነት ሰላም ኢትዮጵያን ኤርትራን ናብ ሓዱሽ ምዕራፍ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ካብ 10 ሺሕ ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Jul 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ካብ 10 ሺሕ ከምዝዛየደ ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ኣብ ናይ ትማሊ ፀብፃብ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 7 ሺሕን 334 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 704 ሰባት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ኣብ ዘውፅኦ ፀብፃብ ስዒቡ ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ ዘካየዶ ትዕዝብቲን ዝረኸቦ ርካቦትን ዕላዊ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Jul 18, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ኣብ ዘውፅኦ ፀብፃብ ሰብኣዊ መሰል ስዒቡ ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ ፌዴሪኢ ዘካየዶ ትዕዝብቲን ዝረኸቦ ርካቦትን ዕላዊ ገይሩ። እቲ ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ኣብ ወርሒ ግንቦት 2012 ዓ.ም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረት ኣውሮፓ ንዕዉትነት ድርድር ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፅን ደገፍ ከምዝገብር ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Jul 18, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ንዕዉትነት ድርድር ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፅን ደገፍ ከምዝገብር ኣፍሊጡ። ኣብ ሕብረት ኣውሮፓ ተወካሊ ክፍሊ ድሕንነትን ፓሊስን ጉዳይ ወፃኢ ከምኡ እውን ምክትል ፕሬዚዳንት እቲ ሕብረት ጆሴፕ ቦሬል ኣብ ክሊ ግድብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ደምቢዶሎ ተምሃሮ ዓጊቶም ኢዮም ብዝብል ዝተጠርጠሩ 17 ውልቀሰባት ብገበን ግብረ ራዕዲ ክሲ ተመስሪቱሎም Gebremariam Weldegerima Jul 18, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ደምቢዶሎ ተምሃሮ ዓጊቶም ኢዮም ብዝብል ዝተጠርጠሩ 17 ውልቀሰባት ብገበን ግብረ ራዕዲ ክሲ ተመስሪቱሎም። ትማሊ ኣብ ውሽጢ ብእኒ ከሊፋ ኣብዱረሂማን ዝፅዋዕ መዝገብ ክሲ 17 ውልቀ ሰባት ብላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ በቢብርኮም 3 ክሲ ተመስሪቱሎም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኣስመራ ኣምሪሖም Gebremariam Weldegerima Jul 18, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ሎሚ መዓልቲ ናብ ኣስመራ ኣምሪሖም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ከምኡ እውን ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣይተ ሬዲዋን ሑሴንን ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ…