ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝተጣየሸ ግብረ ሓይሊ ስራሕቲ ምኽባር ፀፅታ ዞባ መተከል ተረኪቡ
ኣዲስ አበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝተጣየሸ ግብረ ሓይሊ ስራሕቲ ምኽባር ፀፅታ ዞባ መተከል ከምዝተረከበ ሌፍተናል ጀነራል ኣስራት ዴኔሮ ኣፍሊጦም።
በቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ዝተጣየሸን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕን ኣመራርሓታት ሰራዊት ምክልኻል ዝተኻተቱሉ…