Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኢትዮጵያ ስርዓት ቅድመ መጠንቀቕታ ሓደጋ ከምዝተዘርገሐ ሚኒስቴር ሰላም ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ስርዓት ቅድመ መጠንቀቕታ ሓደጋ ከምዝተዘርገሐ ሚኒስቴር ሰላም ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፋሪያት ካሚል፥ ኣካል ቅድመ መጠንቀቕታን ስርዓት ህፁፅ ምላሽን ዝኾነ ፕሮጀክት ቅድመ መጠንቀቕታ ብዕሊ ናብ ስራሕ ከምዝኣቲ ገሊፀን።…

ፅገና ሓወልቲ ኣኽሱም ኣብ ዝቕፅል ወርሒ ነሓሰ ከምዝጅመር ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፅገና ሓወልቲ ኣኽሱም ኣብ ዝቕፅል ወርሒ ነሓሰ ንምጅማር ኣድላዪ መሳርሒ ካብ ጣሊያን ናብ ኣኽሱም ምእታዉ በዓል መዚ መፅናዕቲን ሓለዋ ሓድጊን ኣፍሊጡ። ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ ዶክተር ሙሉጌታ ፍስሃ ከምዝገለፁዎ፥ ሓወልቲ ኣኽሱም ካብ ዘንፀላለዎ…

ኣመላልኣ ማይ ግድብ ህዳሰ ተፈጥሮኣዊ ከይዲ ህንፀት ብዝሓለወ መልክዑ እናተሳለጠ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣመላልኣ ማይ ግድብ ህዳሰ ተፈጥሮኣዊ ከይዲ ህንፀት ብዝሓለወ መልክዑ እናተሳለጠ ከምዝኾነ ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ስለሽ በቀለ ገሊፆም። ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፂን ሓዊሱ ካልኦት ሃገራት ኣፍሪካ ዝተሳተፉሉ ኣብ ክሊ ዓቢዪ…

ብኩባንያ ኣሜሪካ ዝፈረየ ክትባት ኮቪድ-19 ኣብ ናይ መወዳእታ ብርኪ ፈተነ ከምዝበፅሐ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሞደርና ዝተብሃለ ኩባንያ ኣሜሪካ ዘፍረዮ ክትባት ኮቪድ-19 ኣብ ደቂ ሰባት ንምፍታን ዘኽእሎ ብርኪ ፈተነ ምብፅሑ ተገሊፁ። እቲ ኩባኒያ ባዮ ቴክኖሎጂ ዘፍረዮ ክትባት ኣብ መወዳእታ ወርሒ ሓምለ ናብ ፈተነ ከምዝኣቱ እውን ኣፍሊጡ። እቲ ኩባኒያ ኣብ…

ንሰብ ሞያታት ጥዕና ተኸታታሊ ስርዓት መዕበዪ ሞያ ከምብሓዱሽ ክወሃብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ንሰብ ሞያታት ጥዕና ተኸታታሊ ስርዓት መዕበዪ ሞያ ብሓዱሽ መልክዑ ከምዝወሃብ ሚንስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ተዛሪበን። እተን ሚኒስትር ከምዝበለኦ፥ ዘለናሉ ዘበን ሳይንስ ሕክምና ብዝለዓለ ብርኪ ዝዓበየሉን ምዕባለ ቴክኖሎጂ ዝተርኣየሉን ኢዩ።…

ዶናልድ ትራምፕ ሆንግኮንግ ካብ ዋሸንግተን ትረኽቦ ዝነበረት መሰል ፍሉይ ተራባሕነት ንኽቋረፅ ኣዚዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ሆንግኮንግ ካብ ዋሸንግተን ትረኽቦ ዝነበረት መሰል ፍሉይ ተራባሕነት ንኽቋረፅ ኣዚዞም እቶም ፕዚዳንት፥ ከተማ ሆንግኮንግ ካብ ዋሸንግተን ብኹሉ ዓውዲ ዝወሃባ ዝነበረ መሰል ፍሉይ ተረባሕነት ዘቋርፅ ፕሪዚዳንታዊ ውሳነ…

ኣብ ኢትዮጵያ 1 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዓመት ዘቑፀረ ናይ ቅድመ-ሰባት ዝግልገሉሉ ዝነበረ መሳርሒ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቅድመ-ሰብ ትጥንቲ ቅድሚ 1 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዓመት ካብ ዓፅሚ ጉማሬ ፀሪቡ ዝግልገለሉ ዝነበረ መሳርሒ ኣብ ኢትጵያ መካነ ሓድጊ ኮንሶ ከምዝተረኸበ ተረጋጊፁ። ብተመራመርቲ ጃፓንን ኢትዮጵያውያን ዝተረኸበ እቲ መገልገሊ መሳርሒ ብብዝሒ ዕድመን ጥበብ…

ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ እናተሳለጠ ዝነበረ ሰለስተኣዊ ዘተ ብዘይ ውፅኢት ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ጉዳይ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣድሂቡ እናተሳለጠ ዝነበረ ሰለስተኣዊ ዘተ ብዘይ ውፅኢት ምዝዛሙ ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢንርጂን ዶክተር ኢንጂነር ስለሽ በቀለ ኣፍሊጦም። ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያ፣ ሱድንን ግብፂን ንዘሓለፉ 11 መዓልቲታት…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 212 ሰባት እንትርከቡ 7 ሰባት ድማ ህይወቶም ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 3 ሺሕን 181 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 212 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ሸውዓተ ሰባት ህይወቶም ከምዝሰኣኑ እውን ሚኒስትር ጥዕና ፌዴሪኢ…

ንእታዎት ኢንድስትሪ ዝኾኑ መዓድናት ብዓቕሚ ሃገር  ንምሽፋን ይስርሕ ምህላዉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ንኢንድስትሪ እታዎት  ዝኾኑ መዓድናት ብዓቕሚ ሃገር  ንምሽፋን ይሰርሕ ምህላዉ ሚኒስቴር መዓድንን ኢነርጂን ኢትዮጲያ  ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ምስ  ሚኒስቴር  ንግድን ኢንዱስትሪን ብምዃን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎ ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሙ።…