ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓደ ሽቶ ሓምለዋይ ዓሸራ ምንካይ ምጉሕጓሕ ልሙዕ ሓመድ ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Jun 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓደ ሽቶ ሓምለዋይ ዓሸራ ምንካይ ምጉሕጓሕ ልሙዕ ሓመድ ዓለም ምዃኑ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ብርሰት ኣግራብን ለውጢ ከባቢ ኣየርን ምስ ካልኦት መበገሲታት ተፀምቢሮም፥ በቢዓመቱ ኣብ ኢትዮጵያ ልዑል ምጉሕጓሕ ልሙዕ ሓመድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ምሕላው ፅሬት ሰራሕተኛታት ፋብሪካን ጨርቀ መርቂ ኢንዱስትሪን ግንዛበ ንምዕባይ ዘኽእል ወፍሪ ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Jun 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፌዴሬሽን ማሕበር ሰራሕተኛታት ኢንዱስትሪ ጨርቀ መርቂ፣ ቆርበትን ክዳውንቲን ኢትዮጵያ ኣብ ምሕላው ፅሬት ሰራሕተኛታት ፋብሪካን ጨርቀ መርቂ ኢንዱስትሪን ግንዛበ ንምዕባይ ዘኽእል ወፍሪ ዕላዊ ገይሩ። እቲ ዓውዲ ካብ ምዕባይ ጎድና ጎድኒ ኣብዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ደቡብ ኮሪያ ኣብ ዙርያ ዳግመ ግረባን ቀፃልነትን ልምዓት ደኒ ምስ ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ክትሰርሕ ኢያ Gebremariam Weldegerima Jun 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ደቡብ ኮሪያ ኣብ ዙርያ ዳግመ ግረባን ቀፃልነትን ልምዓት ደኒ ምስ ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ክትሰርሕ ኢያ። ኣብ ልምዓት ሃፍቲ ደኒ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕነት ድማ ኮሚሽን ከባቢ፣ ደኒን ንብረት ኣየርን ኢትዮጵያን ግልጋሎት ደኒ ደቡብ ኮሪያን…
ስፓርት ግጥማት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ መዓልቲ ክጅምር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jun 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ግጥማት ፕሪሚየር ሊግ ዓዲ እንግሊዝ ሎሚ መዓልቲ ክጅምር ኢዩ። ብሰንኪ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ኣብ ወርሒ መጋቢት ዝተቛረፁ ግጥማት ኩዕሶ እግሪ ፕሪሜርሊግ እንግኒዝ ድሕሪ 100 ሎሚ መዓልቲ ክጅምሩ ኢዮም። ብዝተገበረ ስምምዕነት መሰረት እቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማይ ኣባይ ንብሕተይ ክጥቀም ዝብል ናይ ግብፂ ቅዋም ንዝተጀመረ ድርድር ማሕለኻ ኮይኑ ኢዩ – ኣይተ ገዱ Gebremariam Weldegerima Jun 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ማይ ኣባይ ንብሕተይ ክጥቀም ዝብል ናይ ግብፂ ቅዋም ነቲ ከም ብሓዱሽ ዝተጀመረ ድርድር ማሕለኻ ምዃኑ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ገሊፆም። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣይተ ገዱ፥ ሓምሻይ መዓልቱ ኣብ ዝሓዘ ሰለስተኣዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ምስ ካናዳ መዘነኦም ጀስቲን ትሩዶ ብስልኪ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jun 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ካናዳ ጀስቲን ትሩዶ ብስልኪ ተዛቲዮም። ዶክተር ኣቢይ ነቲ ዘተ ኣመልኪቶም ኣብ ፌስቡክ ገፆም ከምዝፀሓፉዎ፥ ህዝቢታት ክልቲአና ሃገራት ድሕሪ ኮቪድ-19 ዝህሉ ኩነታት ዓለም…
ኮሮናቫይረስ ማሕበር ኣክሲዮን ባቡር ኢትዮ-ጅቡቲ ካፕቴናት ባቡር ኣመሪቑ Gebremariam Weldegerima Jun 16, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ማሕበር ኣክሲዮን ባቡር ኢትዮ-ጅቡቲ ንፈለማ እዋን ካፕቴናት ባቡር ኣመሪቑ። ቁፅሪ እቶም ተመረቕቲ 34 እንትኸውን፥ ን6 ኣዋርሕ ኣብ ቻይና ስልጠነኦም ክከታተሉ ከምዝፀንሑ ተገሊፁ። ሚኒስትር መጓዓዚያ ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ ኣብ ዘመሓላለፍኦ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ተወሰኽቲ 109 ሰባት ብቫይረስኮሮና እንትተሓዙ ኣብ ሓደ መዓልቲ ጥራሕ 118 ሰባት ካብቲ ሕማም ከምዝሓሾም ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 16, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 102 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 109 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ሓደ ሰብ ድማ ህይወቱ ከምዝሰኣነ ተገሊፁ። በቲ ቫይረስ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሰሜንኮሪያ ምስ ደቡብኮሪያ ዘራኽባ ዝነበረ ቤትፅሕፈት ኣዕኒያቶ Gebremariam Weldegerima Jun 16, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሰሜንኮሪያ ምስ ደቡብኮሪያ ዘራኸባ ዝነበረ ቤትፅሕፈት ከምዘዕነየቶ ሰብመዚ ደቡብ ኮሪያ ገሊፆም። እቲ ቤትፅሕፈት ክልቲኣት ሃገራት ንምርኻብ ብዝብል'ዩ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ኣብ 2018 ተጣይሹ። ሰሜን ኮሪያ ናብቲ ኣብ መንጎአን ዝርከብ ካብ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ትግራይ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ 3 ሰባት ቫይረስኮሮና ተረኺብዎም Gebremariam Weldegerima Jun 16, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ትግራይ ኣብ ዝሓለፉ 24 ስዓታት 393 ሰባት ምርመራ ላብራቶሪ ዝተገበረ እንትኸውን፥ ሰለስተ ደቂ ተባዕትዮ ቫይረስኮሮና ከምዝተረኸበን ቢሮ ጥዕና እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ዕድሚኦም ካብ 27 ክሳብ 45 ከምዝኾነ እውን ተገሊፁ። ብኻሊእ መዳይ ኣብ…