ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19 ንምክልኻል ዝውዕል ናብ ብር 51 ሚሊየን ዝፅጋዕ ሓገዝ ገይሩ
አዲስ ኣበባ፣ 28 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19 ንምክልኻል ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ዝውዕል ናብ ብር 51 ሚሊየን ዝፅጋዕ ገንዘባዊ ሓገዝ ገይሩ።
እቲ ሓገዝ ካብ ናይ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ክልተ ወርሒ መሃያ ተነኪዩ ዝወሃብ ኢዩ ተባሂሉ።…