ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ካብ ገዛ ወፃእ ኣብ ኩሎም ቦታታት ማስክ ንኽገብሩ ዝድንግግ መምርሒ ፀዲቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ዓቃቢት ሕጊ ፌዴሪኢ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ካብ ገዛ ወፃእ ኣብ ኩሎም ቦታታት መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን (ማስክ) ናይ ምግባር ግቡእ ዝድንግግ መምርሒ ምፅዳቑ ኣፍሊጠን።
ኣብ ብራዚል ዝነበረ ምዝንጋዕን ዕሽሽታን ልዑል…