Fana: At a Speed of Life!

ዋና ዳይሬክተር ትካል ንግዲ ዓለም ከይዲ ኣባልነት ኢትዮጵያ እቲ ትካል ከምዝድግፋ ገሊፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ኮሚቴ ተደራዳሪ ትካል ንግዲ ዓለም ኢትዮጵያ ምስ ዋና ዳይሬክተር ትካል ንግዲ ዓለም ኒኮዚ ኣዌላ (ዶ/ር) ተዛቲዩ፡፡ ኣብ ዘተኡ ድማ ኣብ ከይዲ ድርድር ንግዲ ኢትዮጵያ ብምድሃብ…

ብ800 ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ናብ ፍርቂ ፍፃመ ሓሊፈን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 20 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ውሽጢ ገዛ ዓለም ኣብ ቻይና ናንጂንግ ምክያድ ጀሚሩ። በዚ ድማ ብ800 ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ ዝተሳተፋ ሰለስቲአን ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ናብ ፍርቂ ፍፃመ ክሓልፋ ክኢለን። ኣትሌት ሃብታም ኣለም፣ ኣትሌት ፅጌ…

ኢትዮጵያ ኣብ ብሪክስ ልዑል ፅዓት ኣኼባ ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ብራዚል እናተኻየደ ዘሎ ኣኼባ ላዕለዎት ኣመራርሓታት ፅዓት ብሪክስ ኣብ ዝተረኸቡሉ እናተሳተፈት ከምትርከብ ተገሊፁ፡፡ ኣብቲ ኣኼባ በዓል ሙሉእ መዚ ኢትዮጵያ ኣብ ብራዚል ኣምባሳደር ልዑልሰገድ ታደሰ÷ ኣብቲ መድረኽ ብሪክስ ዘሎ…

ኣብ ዩክሬን ልዑል ወተሃደራዊ ኣኼባ ጉዳይ ዓቃቢ ሰላም ሰራዊት ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዩክሬን ልዕሊ 20 ሃገራት ዝሳተፋሉ ልዑል ወተሃደራዊ ኣኼባ ጉዳይ ዓቃቢ ሰላም ሰራዊት ሎሚ ኣብ ብሪታኒያ ክካየድ ኢዩ። ኣብቲ ኣኼባ ብሪታንያን ፈረንሳይን ኣብ ዝመርሕኡ ልእኽቶ ምኽባር ሰላም ብጥምረት ዝኣተዋ ሃገራት ላዕለዎት ወተሃደራዊ…

ኣባልነት ትካል ንግዲ ዓለም ተዳራዳሪ ልኡኽ ኢትዮጵያ ምስ መሓዙት ልምዓት ይዛተ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ስዊዘርላንድ ጄኔቫ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ መበል ሓምሻይ ኣኼባ ጉጅለ ስራሕ ትካል ንግዲ ዓለም ንምስታፍ ናብታ ሃገር ዘቕነዐ ብሚኒስትር ንግድን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ተዳራዳሪ ልኡኽ ኢትዮጵያ ምስ መሓዙት ልምዓት ይዝቲ ኣሎ።…

5 ብሉፃት ጥዕናዊ ረብሓታት ሞሪንጋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) “ተኣምራዊ ተኽሊ” ብዝብል ዝፍለጥ ሞሪንጋ ብቅልጡፍ ዝዓብይን ድርቂ ዝፃወርን ተኽሊ እንትኸውን፥  ዝተፈላለዩ ክፋላት እቲ ተኽሊ ድማ ከም መድሓኒት እናገልገሉ ይርከቡ። መበቆል ሞሪንጋ ኣብ ደቡብ ኤስያን ኣፍሪቃን እዩ፤ ምህርቲ እዚ ሳይንሳዊ…

ኢትዮጵያ ንቀይሕ ባሕሪ ክትብል ኤርትራ ናይ ምውራር ድልየት የብላን – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ንቀይሕ ባሕሪ ክትብል ኤርትራ ናይ ምውራር ድልየት ከምዘይብላ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ድልየት ኢትዮጵያ ንዘራረብ ፣ መሪሕ ሂብካ ምቕባል ፣ ሕዝብታት ብዝርብሕሉ መርሕ ንዛተ ብዝብል እዩ ክብሉ ገሊፆም፡፡…

ኣብ ዝቕፅሉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ሪቫን ግድብ ህዳሰ ክንቆርፅ ኢና – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝቕፅሉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ሪቫን ዓብዩ ግድብ ህዳሰ ክንቆርፅ ኢና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀሪቦም ካብ ኣባላት እቲ ባይቶ ዝተለዓሉ ሕቶታት…

ስምምዕነት ፕሪቶሪያ መሰረተ ልምዓታት ብምምላስ ህዝቢ ትግራይ ኣገልግሎት ንክረክብ ዘኽኣለ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ካብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሰምምዕነት ፕሪቶሪያ ጠሚቶም ኣብ ንዝተልዓልሎም ሕቶታት ምላሽን መብርሂን ሂቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ምላሾም፥ ስምምዕነት ፕሪቶሪያ መሰረተ ልምዓታት ብምምላስ ህዝቢ ትግራይ…

ኢትዮጵያ ካብ ኣፍሪካ ቀዳመይቲ ኣፍራይት ስርናይ ሃገር ኮይና – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ብልዑል ኣፍራይት ስርናይ ሃገር ብምዃን ካብ ኣፍሪካ ቀዳማይቲ እያ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ተዛሪቦም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀሪቦም ካብ ኣባላት እቲ ባይቶ ንዝተለዓሉ ሕቶታት ምላሽን…