ፓርክ ኢንዱስትሪ ባህርዳር ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተረኸቡሉ ተመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርክ ኢንዱስትሪ ባህርዳር ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክትር ኣቢይ ኣሕመድን ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕ ፌዴራልን ክልልን ኣብ ዝተረኸቡሉ ተመሪቑ።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ መናእሰይ እቲ ከባቢ ስራሕ ምልማድ፣…