ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ሃገራዊ ሃፍቲታት ተፈጥሮ ኣብ ዘላቒ ምዓት ምውዓል ከምዝግባእ ኣፍሊጦም Gebremariam Weldegerima May 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ሃገራዊ ሃፍቲታት ተፈጥሮ ኣብ ዘላቒ ምዓት ምውዓል ከምዝግባእ ኣፍሊጦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ሃገራዊ ሃፍቲታት ተፈጥሮ ኣብ ዘላቒ ምዓት ምውዓል ንሃገራ ምዕባለ ከምዝሕግዝ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ደምቢን መምርሒታትን ኣወጅ ህፁፅ እዋን ዝረኣዩ ክፍተታት ንምምሕያሽ ዘኽእል ንኣመራርሓታት ፖሊስ ስልጠና ይወሃብ ኣሎ Gebremariam Weldegerima May 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮናስ ንምክልኻል ዝተደንገገ ደምቢን መምርሒታትን ኣወጅ ህፁፅ እዋን ኣብ ኣፈፃፅምኡ ዝረኣዩ ክፍተታት ንምምሕያሽ ዘኽእል ንኣመራርሓታት ፖሊስ ስልጠና እናተውሃበ ምዃኑ ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ፌደራል ኣፍሊጡ። ላዕለዋይ ዓቃቢት ሕጊ…
ኮሮናቫይረስ ክብደት ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19 ኣብ ግምት ዘእተወ ናይ ጥንቃቐ ስጉምቲ ተጠናኺሩ ክቕፅል ይግባእ – ምክትል ቀ/ሚ ደመቀ Gebremariam Weldegerima May 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19 ኣተሓሳሳቢ እናኾነ ምምፅኡ ኣብ ግምት ዘእተወ ናይ ጥንቃቐ ስጉምቲ ተጠናኺሩ ክቕፅል ከምዝግባእ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣተሓሳሲቦም። ኮሚቴ ሚኒስትራት ምስ ኣማኻሪ ግብረ ሓይሊ ኮቪድ-19 ኣብ እዋናዊ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ 73 ተወሰኽቲ ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima May 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 2 ሺሕን 844 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላብራቶሪ 73 ተወሰኽቲ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባተ ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ ክሳብ ሐዚ ብዝተገበረ ምርመራ በዝሒ በቲ ቫይረስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተቐማጥነቶም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝገበሩ ኣምባሳደራት ሃገራት ኣውሮፓን ኣሜሪካን ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ገለፃ ተገይሩ Gebremariam Weldegerima May 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ምስ ሚኒስቴር ማይ ፣ መስኖን ኢነርጅን ብምትሕብባር መቐመጢኦም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝገበሩ ኣምባሳደራት ሃገራት ኣውሮፓን ኣሜሪካን ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዘድሃበ ገለፃ ገይሮም። እቲ ገለፃ ብሚኒስቴር ጉዳያት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣሜሪካ ካብ ብራዚል ዝመፅኡ መንገደኛታት ከየኣትዉ ማዕቐብ ኣንቢራ Gebremariam Weldegerima May 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋሽንግተን ካብ ብራዚል ናብ አሜሪካ ኣብ ዝኣትዉ ናይ መፃኢ ሃገር ተጓዓዝቲ ማዕቐብ ኣንቢራ። እቲ ማዕቐብ ንዜጋታት ኣሜሪካ ዘየካትት እንትኸውን፥ ንዘሓለፉ 14 መዓልቲታት ኣብ ብራዚል ፀኒሖም ናብ ኣሜሪካ ንዝኣትዉ ዜጋታት ወፃኢ ዝተነበረ ኢዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሆስፒታል ኤካ ኮተቤ ብኮቪድ-19 ዝተለኸፈት ተሓካሚት ኣደ ካፍቲ ቫይረስ ናፃ ዝኾነ ህፃን ተገላጊላ Gebremariam Weldegerima May 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምርምራ ላቦራቶሪ ቫይረስ ኮሮና ተረኺቡዋ ኣብ ማእኸል ፈሊኻ መሐከሚ ሆስፒታል ኤካ ኮተቤ ክትትል ሕክምና እናተገበረላ ትርከብ ጓል 34 ዓመት ኣደ ካፍቲ ቫይረስ ናፃ ዝኾነ 3 ነጥቢ 1 ኪሎ ግራም ክብደት ዘለዎ ህፃን ብመጥባሕቲ ተገላጊላ። ካፍቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዓልቲ ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima May 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)በቢዓመቱ ከም ኣቆፃፅራ መዓልቲ ኣውሮፓውያን 25 ጉንበት ዝኽበር መዓልቲ ኣፍሪካውያን ሎሚ መዓልቲ እውን ኣብ መላእ እታ ኣህጉር ይኽበር ኣሎ። ቅድሚ ሕዚ ብኣባል ሃገራት ሕብረት ኣፍሪካ ብዝተፈላለየ ኩነታት እናተኸበረ ዝመፅአ እቲ በዓል፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወረዳ ኣስገደ ማእኸሉ ከተማ ማይ ሓንሰ ንክኸውን ብሙሁራት ዝተፀንዐ መፅናዕቲ ክትግበር ይግባእ – ነበርቲ ከተማ ማይ ሓንሰን ከባቢኣን Gebremariam Weldegerima May 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ማእኸል ወረዳ ኣስገደ ከተማ ማይ ሓንሰ ንክኸውን ብሙሁራት ዝተፀንዐ መፅናዕቲ ክትግበር ከምዘይከኣለ ነበርቲ ከተማ ማይ ሓንሰን ከባቢኣን መረረቶም ገሊፆም። እቶም ነበርቲ ሕቶና ይመለሰልና ብዝብል መስመር መገዲ ሽረ - ደደቢት - ወልቃይት ብምዕፃው…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ኣፍሪካ ቁፅሪ ብቫይረስኮሮና ዝተለኽፉ ሰባት ካብ 100 ሽሕ ዛዪዱ Gebremariam Weldegerima May 23, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ቁፅሪ ብቫይረስኮሮና ከም ዝተለኽፉ ዝተረጋፀ ሰባት 103 ሺሕን 875 በፂሑ። ካብዚኦም እቶም 3 ሺሕን 184 ከም ዝሞቱ ፀብፃባት ዩኒቨርስቲ ጆንስ ሆፕኪንስ ይገልፅ። ልዕሊ 20 ሺሕ ሰባት በቲ ቫይረስ ዝተለኽፍዋ ደቡብ ኣፍሪካ…