ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ 30 ተወሰኽቲ ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima May 27, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 4 ሺሕን 352 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላብራቶሪ 30 ተወሰኽቲ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባተ ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በዝሒ በቲ ቫይረስ ዝተለኸፉ ሰባት 731…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ንበዓል 20 ጉንበት ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima May 27, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ በዓል 20 ጉንበት ምኽንያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒትር ኣብ መክእኽቶም፥ 20 ጉንበት ታሪኽ ዘበናዊት ኢትዮጵያ ካብ ዝቐየሩ መዓልቲታት ሓንቲ ኢያ ኢሎም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቻይና ኣፍሪካ ዝርገሐ ኮቪድ-19 ንምክልኻል ኣብ ትገብሮ ፃዕሪ ሓገዛ ኣጠናኺራ ከምትቕፅል ገሊፃ Gebremariam Weldegerima May 27, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ሃገራት ኣፍሪካ ዝርገሐ ኮቪድ-19 ንምክልኻል ኣብ ዝገብረኦ ፃዕሪ ሓገዛ ኣጠናኺራ ከምትቕፅል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዋንግ ዪ ምትሕብባር ኣፍሪካ-ቻይና ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ ኤምባሲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣይተ ገዱ ምስ ዋና ዳይሬክተር ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima May 27, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ምስ ዋና ዳይሬክተር ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ዴቪድ ቢስሊይ ተዛቲዮም። እቶም ሚኒስትር፥ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ንኢትዮጵያ ዝገበሮ ሓገዝ ብምንኣድ፤ ኢትዮጵያ ምስቲ ፕሮግራም ዘለዋ ምትሕብባር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ግቡእ ዘይኮነ ወሰኽ ዋጋ ዝገበሩ ልዕሊ 6 ሺሕ ትካላት ንግዲ ስጉምቲ ተወሲዱዎም Gebremariam Weldegerima May 27, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ለበዳ ሕማም ኮቪድ19 ምኽንያት ብምግባር ዝተጋነነ ወሰኽ ዋጋ ዝገበሩን ኣብ ዘይሕጋዊ ተግባራት ዝተሳተፉን ልዕሊ 6 ሺሕ ትካላት ንግዲ ሕጋዊ ስጉምቲ ብምውሳድ ኣብቶም 115 ክሲ ቤት ፍርዲ ከምዝመስረተሎም ቢሮ ንግዲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግደ ተናሓናሕቲ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣብ ግድብ ህዳሰ ዝምልከት ሓበራ መድረኽ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima May 27, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ግደ ተናሓናሕቲ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣብ ህንፀት ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዝምልከት ሓበራ መድረኽ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ፥ ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኢትዮጵያን ቤት ፅሕፈት ብሄራዊ ቤት ምኽሪ መተሓባበሪ ህዝባዊ ተሳትፎ ዓቢዪ ግድብ ህዳሰን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግድብ ህዳሰ ንምዝዛም ህዝቢ ብሓድነት ጠጠው ንኽብል ጉባኤ ትካል ሃይማኖታት ኢትዮጵያ ተላቢዩ Gebremariam Weldegerima May 27, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ንምዝዛም ኩሎም ህዝቢታት ኢትዮጵያ ብሓድነት ጠጠው ንኽብሉ ጉባኤ ትካል ሃይማኖታት ኢትዮጵያ ተላቢዩ። ላዕለዎት ሓለውቲን ኣባላትን እቲ ጉባኤ ኣብ ህንፀት እቲ ግድብ ኣድሂቦም ትማሊ ጋዜጣዊ መግለፂ ሂቦም። ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ደቡብ ኮሪያ ንኢትዮጵያ 16 ሺሕ ቶን ሩዝ ብመልክዕ ሓገዝ ለጊሳ Gebremariam Weldegerima May 26, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መርሃ ግብሪ ደገፍ ምግቢ ዶብ ተሻጋሪ ደቡብ ኮሪያ ንኢትዮጵያ ሓዊሱ ንኣርባዕተ ሃገራት ኣፍሪካን ማእኸላይ ምብራቕን 50 ሺሕ ቶን ሩዝ ብመልክዕ ሓገዝ ከምዝለገሰ ሚኒስቴር ሕርሻ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። እቲ ሓገዝ 19 ሺሕ ቶን ንየመን፣ 16 ሺሕ ቶን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ድንጋገ ህፁፅ ኣዋጅ ጥሒሶም ዝተብሃሉ ልዕሊ 8 ሺሕን 880 ውልቀ ሰባት ኣብ ቁፅፅር ሕጊ ዉዒሎም Gebremariam Weldegerima May 26, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዓሰርትኤን ክፍለ ከተማታት ብዝገበሮ ሃንደበታዊ ቁፅፅር ድንጋገ ህፁፅ ግዜ ኣዋጅ ጥሒሶም ኢዮም ኣብ ልዐሊ ዝበሎም 1 ሸሕን 887 ውልቀ ሰባት ምርመራ ምጅማሩ ኣፍሊጡ። እቲ ኮሚሽን ብብርኪ ሃገር ዝተኣወጀ ህፁፅ ግዜ…
ኮሮናቫይረስ ኳታር ኣብ ኢትዮጵያ ንዝካየድ ምክልኻል ቫይረስኮሮና ዝውዕል ናውቲ ሕክምና ሓገዝ ገይራ Gebremariam Weldegerima May 26, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፈንድ ልምዓት መንግስቲ ኳታር ኣብ ኢትዮጵያ ንዝካየድ ምክልኻል ቫይረስኮሮና ዝውዕል ናውቲ ሕክምና ሓገዝ ገይሩ። እቶም ናውቲ ሕክምና 9 ቶን ክብደት ዘለዎም እንትኾኑ፥ ኢትዮጵያ ኮቪድ 19 ንምክልኻልን ምቁፅፃርን ዓሊሙ ንዝገብሮ ምንቅስቓስ ዝሕግዝ…