ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሮፌሰር መስፍን ወልደማርያም ካበዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም Gebremariam Weldegerima Sep 30, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መምህር ጂኦግራፊ፣ ፖለቲከኛን፣ ደራሲን ዝነበሩ ፕሮፌሰር መስፍን ወልደማርያም ካበዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም። ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ እውን ብሕልፈት ፕሮፌሰር መስፍን ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓበራዊ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ዝቕፅል ሰሙን ሰኑይ ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Sep 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)5ይ ዘበን 6ይ ዓመት እዋን ስራሕ ቀዳማይ ስሩዕ ሓበራዊ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ፌዴሪኢ 25 መስከረም 2013 ዓ.ም ከምዝሳለጥ ተገሊፁ። ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን እቲ ስሩዕ ኣኼባ ኣመልኪቱ ኣብዘመሓላለፎ መልእኽቲ ፃውዒት፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዘይሕጋዊ መገዲ ካብ ሀገር እናወፀአ ዝነበረ ልዕሊ 132 ሺሕ ዶላር ኣሜሪካ ኣብ ትሕቲ ቁፅር ውዒሉ Gebremariam Weldegerima Sep 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብዘይሕጋዊ መገዲ ካብ ሀገር እናወፀአ ዝነበረ 132 ሺሕ ዶላር ኣሜሪካን 9 ነጥቢ 2 ኪሎ ግራም ዝምዘን ኮኬይን ዝተብሃለ መዐወኒ ሓሺሽን ኣብ ትሕቲ ቁፅር ምውዓሉ ቤሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ። ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ቱፍርዲ ሕቶ ዋሕስ ኣይተ ልደቱ ኣያሌው ብይን ንመሃብ ን26 መስከረም ተለዋጢ ቆፀሮ ሂቡ Gebremariam Weldegerima Sep 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ትእዛ ዋሕስ ብር 100 ሺሕ ኣይተ ልደቱ ኣያሌው ዝኣገደ ተዘዋዋሪ ምድብ መጋባኢያ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምብራቕ ሸዋ፤ ሎሚ መዓልቲ ክትዕ ተኻይዱሉ ኣብቲ ሕቶ ዋሕስ ብይን ንመሃብ ን26 መስከረም 2013 ዓ.ም ተለዋጢ ቆፀሮ ሂቡ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ትምህርት ክልተ ኣቢያተ ትምህርቲ ውልቀ ከምዝኣገደ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Sep 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስቴር ትምህርት ክልተ ኣቢያተ ትምህርቲ ውልቀ ንእዋኑ ከምዝኣገደ ኣፍሊጡ። እገዳ ዝተመሓላለፈለን ኣቢያተ ትምህርቲ ድማ ቤት ትምህርቲ ሓድነት ኢንተርናሽናልን ቤት ትምህርቲ ማሕበረሰብ ሄሌኒክ-ግሪክን ከምዝኾና ተገሊፁ። እተን ኣቢያተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓቃቢ ሕጊ እኒ እስክንድር ነጋ ዝተኸሰሱሉ ገበን ክሲ ኣመሓይሹ ኣቕሪቡ Gebremariam Weldegerima Sep 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዓቃቢ ሕጊ እኒ እስክንድር ነጋ ዝተኸሰሱሉ ሃይማኖትን ብሄርን መሰረት ዝገበረ ሕድሕድ ጎንፂ ብምፍጣር ዝብል ገበን ክሲ ቤት ኣመሓይሹ ኣቕሪቡ። እቲ ዝተመሓየሸ ክሲ፥ ኣብ ዝሓለፈ ቆፀሮ ቀዳማይ መገባእያ ጉዳያት ሕገ መንግስቲን ፀረ ግብረ ራዕዲን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረተሰብ በዓል ኢሬቻ ብመሰረት ዝተቐመጠሉ ኣንፈት ንክኽበር ኣባገዳታት ኣተሓሳሲቦም Gebremariam Weldegerima Sep 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መናእሰይ ኦሮሞ በዓል ኢሬቻ ብመሰረት ዝተቐመጠሉ ኣንፈት ንከኽብርዎ ኣባገዳታት ኣተሓሳሲቦም። ሕብረት ኣባገዳታት ኦሮሞ ኣብ ክሊ ኣከባብራ በዓል ኢሬቻ ሆራ ፊንፊኔ መግለፂ ሂቦም። ብምኽኒያት ለበዳ ሕማም ቫይረስኮሮናን እዋናዊ ኩነታት ፀፅታን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣፍሪካ ግብሪ ብምጭብርባርን ብስርቂን በቢዓመቱ 89 ቢሊየን ዶላር ትስእን – ውድብ ሕቡራት መንግስታት Gebremariam Weldegerima Sep 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣፍሪካ ግብሪ ብምጭብርባርን ብስርቂን በቢዓመቱ 89 ቢሊየን ዶላር ከምትስእን መፅናዕቲ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣፍሊጡ። እዚ ድማ ኣፍሪካ በቢዓመቱ ካብ ወፃኢ ሃገራት ንልምዓት ካብ ትቕበሎ ሓገዝ ዝዛየደ ከምዝኾነ ኢዩ እቲ ፀብፃብ ዝገለፀ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽን ፖሊስ ፌደራል መድረኽ ዘተ የሳልጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Sep 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፤ 19 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮሚሽን ፖሊስ ፌደራል “ልዕሊ ርእስኻ ንሃገርን ህዝቢን!” ብዝብል መሪሕ ቓል ፅባሕ ዘኽብሮ በዓል ብዝምልከት ኣብ ሆቴል ሸራተን መድረኽ ዘተ የሳልጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ደመቀ መኮንን ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ሚኒስትራት፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ክልል ዓፋር ብሓደጋ ውሕጅ ንዝተጎድኡ ክፋላት ሕብረተስብ ብር 3 ሚሊየን ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Sep 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣብ ክልል ዓፋር ብሓደጋ ውሕጅን ምዕልቕላቕ ማይን ንዝተጎድኡ ክፋላት ሕብረተስብ ዝውዕል ብር 3 ሚሊየን ሓገዝ ገይሩ። ብኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ዝተመርሐ ልኡኽ፤ ኣብ ክልል ዓፋር ብሓደጋ…