ዝንቕ ፋና ብህይወት ዘየለ ከንቲባ ኣብ መረፃ ተዓዊቱ Gebremariam Weldegerima Sep 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሰንኪ ኮቪድ-19 ህይወቱ ዝሰኣነ ከንቲባ ሮማኒያዊት ከተማ፥ ኣብ ቀረባ መዓልታት ተኻይዱ ኣብ ዝነበረ መረፃ 64 ሚኢታዊ ድምፂ ብምርካብ ተዓዊቱ። ኣብ ደቡባዊ ሮማኒያ ኣብ እትርከብ ግዝኣት ዴቨሰሉ ከንቲባ ዝነበረ ኢዮን ኣሊማን ንሳልሳይ ግዜ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ቀፃሊ ዓመት ዝኽበር መበል 34 ዓለም ለኸ መዓልቲ ቱሪዝም ክልል ሲዳማ ከምተሰናድእ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Sep 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዘሓለፉ ሰለስተ መዓልቲታት ኣብ ክልል ሶማሌ እናተኸበረ ዝቐነየ መበል 33 ዓለም ለኸ በዓል መዓልቲ ቱሪዝም ተዛዚሙ። ዓለም ለኸ መዓልቲ ቱሪዝም “ቱሪዝም ንልምዓት ገፀር” ብዝብል መሪሕ ቓል ኣብ ከተማ ጂግጂጋ ብዝተፈላለዩ ስነ-ስርዓታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣሜሪካ 2 ነጥቢ 9 ሚሊየን ዶላር ዝዋገኦም ናውቲታት ንሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ሓገዝ ገይራ Gebremariam Weldegerima Sep 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ 2 ነጥቢ 9 ሚሊየን ዶላር ዝዋግኦም ናውቲታት መለማመዲን ካልኦትን ንሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ሓገዝ ምግባራ ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ኣብ ሶማሊያ ዝንቀሳቐስ ጉጅለ ግብረ ራዕዲን ካልኦት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምድላዋት ኣቢያተ ትምህርቲ ዘፃሪ ኮሚቴ ናብ ስራሕ ኣቲዩ Gebremariam Weldegerima Sep 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምድላዋት ኣቢያተ ትምህርቲ ዘፃሪ ኮሚቴ ናብ ስራሕ ከምዝኣተወ ተገሊፁ። ሚኒስትር ትምህርት ዶክተር ኢንጂነር ጌታሁን መኩሪያ፥ ትምህርቲ ንምጅማር ስራሕቲ ቅድመ ምድላው እናተገበሩ ከምዝኾኑ ኣብሪሆም። ብምዃኑ ድማ ድሉውነት ኣቢያተ ትምህቲ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 612 ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Sep 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 4 ሺሕን 747 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 612 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 73 ሺሕን 944…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ወረዳ ራያ ጨርጨር ዝነበረ ሓያል ዕስለ ኣንበጣ ኣብ ልዕሊ ዝራእቲ ጉድኣት ከየብፅሕ ኣብ በረኻ እናሃለወ እኹል ነፀጋ ኬሚካል ከምዝተገበረሉ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Sep 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ወረዳ ራያ ጨርጨር ጣብያታት ሓዲስ ቅኝን ኡላጋን ዝነበረ ሓያል ዕስለ ኣብ ልዕሊ ዝራእቲ ጉድኣት ከየብፅሕ ኣብ በረኻ (ዱር) እናሃለወ እኹል ነፀጋ ኬሚካል ከምዝተገበረሉ ዋና ኣማሓዳሪ ዞባ ደቡብ ትግራይ ኣይተ ረዳኢ ሓለፎም ገሊፆም። ውዕሎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ሰብ ሃፍቲ ሱዳን ናብ ከተማ ኣርባምንጭ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Sep 28, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ሰብ ሃፍቲ ሱዳን ናብ ከተማ ኣርባምንጭ ኣቲዮም። እቶም ኣስታት 30 ዝኾኑ ኣባላት ምስ ኢንቨስትመንት መኣዲ ንሃገር ኣብ ዝተኣሳሰር ስራሕቲ ልምዓት ንምስታፍ ዓሊሞም ኢዮም ናብታ ከተማ ኣምሪሖም። ስለ ዝኾነ ኣብታ ከተማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ መተከል ምስ ዘጋጠመ ፀገም ፀፅታ ብምትሕሓዝ ኣብ ልዕሊ 45 ኣመራርሓ ስጉምቲ ከምዝተወሰደ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Sep 28, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ኣብ ዞባ መተከል ምስ ዘጋጠመ ፀገም ፀፅታ ብምትሕሓዝ ካብ ክልል ጀሚሩ ክሳብ ወረዳ ኣብ ዝነበሩ 45 ኣመራርሓ ሕጋዊን ፖለቲካዊን ስጉምቲ ከምዝተወሰደ ተገሊፁ። ካብ 'ቶም ስጉምቲ ዝተወሰደሎም ኣመራርሓ እቶም 10 ብሕጊ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፕሬዚዳንት ዶናልድ ትራምፕ ን10 ዓመታት ግብሪ ከምዘይከፈሉ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Sep 28, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ዶናልድ ትራምፕ ን10 ዓመታት ግብሪ ከምዘይከፈሉ ተገሊፁ። እቶም ፕሬዚዳንት ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ኣብ 2016 ክሳብ 2017 ንፕሬዚዳንትነት ኣብ ዝወዳደርሉ ከምኡ'ውን ናብ ዋይት ሃውስ ኣብ ዝኣተውሉ ፈላማይ ዓመት 750 ዶላር…
ስፓርት ውበቱ አባተ ኣሰልጣኒ ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ኮይኖም Gebremariam Weldegerima Sep 28, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ ) ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ውበቱ አባተ ዋና ኣሰልጣኒ ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ደቂ ተባዕቲዮ ንክኾኑ ከምዝሾሞም ኣፍሊጡ። ሓዱሽ ኣሰልጣኒ ውበቱ ኣባተ ንክልተ ዓመት ውዕሊ ከም ዝተውሃቦም ተገሊፁ። እቲ ጋንታ ብዘይ ኣሰልጣኒ…