ዓለም ለኻዊ ዜናታት ብብርኪ ዓለም ቁፅሪ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ልዕሊ 5 ሚልየን በፂሑ Gebremariam Weldegerima May 21, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብብርኪ ዓለም ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ብዝተገበረ ምርመራ ቅድመ ሐዚ ካብ ዝተመዝገበ እቲ ዝለዓለ ቁፅሪ ዘለዎም በቲ ቫይረስ ዝተለኸፉ ሰባት ከምዝተረኸቡ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣፍሊጡ። እቲ ትካል ኣብ ዘውፀኦ ፀብፃብ፥ ትማሊ ጥራሕ ኣብ ዓለምና 106…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴትር ጉዳያት ወፃኢ ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ምስ ንኣምባሳደር ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ ብሪታ ዋግነር ኣሰናቢቶም Gebremariam Weldegerima May 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስቴትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ምስ ንኣምባሳደር ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ ብሪታ ዋግነር ኣሰናቢቶም። ኣይተ ገዱ፥ እተን ኣምባሳደር ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበረን ፃንሒት ኩለመዳይ ርክብ ኢትዮጵያን ጀርመንን ንምጥንኻር ንዝገበረኦ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግሎባል አሊያንስ ንሚኒስቴር ጥዕና ብር 11 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዝግመት ሓገዝ እታወታት መከላኸሊ ቫይረስ ኮሮና ገይሩ Gebremariam Weldegerima May 20, 2020 0 አዲስ አበባ፣ ግንቦት 12፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዓለም ለኽ ምትሕብባር ንመሰል ኢትዮጵያውያን (ግሎባል አሊያንስ) ንሚኒስቴር ጥዕና ብር 11 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዝግመት ሓገዝ እታወታት መከላኸሊ ቫይረስ ኮሮና ገይሩ። ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ነቲ ዝተገበረ ሓገዝ ብምምስጋን እቲ ሓገዝ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢንዱስትሪታት ኣማራፂታት ዕዳጋ ውሽጢ ዓዲ ክጥቀሙን ኣብ ምፍራይ መከላኸሊ መሳርሒታት ኮቪድ-19 ትኹረት ኽገብሩን ኣንፈት ተዋሂቡ Gebremariam Weldegerima May 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ብፅዕንቶ ኮቪድ-19 ምላሽን ኣብ ፓርክታ ኢንዱስትሪ ዝርከቡ ትካላት ኣፍረይቲ ክዳውንቲን ጨርቀመርቂን ኣብ ዘጋጠሞም ፀገም ኣድሂቦም ብገፅንገፅ ቪዲዮ ተዛቲዮም። ሚኒስትር ሰራሕተኛታትትን ማሕበራዊ ጉዳይን ዶክተር ኤርጎጌ ተስፋዬ ምስ ዝተፈላለዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ንበዓል ፊቼ ጨምበላላ 2012 ዓ.ም ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእክቲ ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima May 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ በዓል ሓዱሽ ዓመት ሲዳማ ፊቼ ጨምበላላ 2012 ዓ.ም ምኽንያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእክቲ ኣመሓላሊፎም። እቶ ቀዳማይ ሚነሲትር ኣብ መልእኽቶም፥ በዓል ሓዱሽ ዓመት ሲዳማ ፊቼ ጨምበላላ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንኣምባሳደራት ሃገራት ፓስፊክ እሲያን ማእኸላይ ምብራቕን ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ገለፃ ተገይሩ Gebremariam Weldegerima May 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ምስ ሚኒስቴር ማይ ፣ መስኖን ኢነርጅን ብምትሕብባር መቐመጢኦም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝገበሩ ኣምባሳደራት ሃገራት ፓስፊክ እሲያን ማእኸላይ ምብራቕን ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዘድሃበ ገለፃ ገይሮም። እቲ ገለፃ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ተወሰኽቲ ብቫይረስኮሮና ዝተትሓዙ 24 ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima May 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 3 ሺሕን 460 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላብራቶሪ 24 ተወሰኽቲ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባተ ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። እቶም በቲ ቫይረስ ምትሓዞም ዝተረጋገፁ ኩሎም ኢትዮጵያውያን እንትኾኑ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ሶሙናት ዝተርኣየ ዝርገሐ ኮቪድ-19 ኣብ ኣብ ውሽጢ ክልቲኦም ኣዋርሕ ካብ ዝነበረ ብዝበለፀ ዘተሓሳስብ ኢዩ – ሚኒስቴር ጥዕና Gebremariam Weldegerima May 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ሶሙናት ዝተርኣየ ዝርገሐ ኮቪድ-19 ኣብ ኣብ ውሽጢ ክልቲኦም ኣዋርሕ ካብ ዝነበረ ብዝበለፀ ዘተሓሳስብ ምዃኑ ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ከም ሃገርን ከም ከተማ ኣዲስ ኣበባን ኣብ ዘሎ ሓፈሻዊ ኩነታት እቲ ቫይረስ ኣመልኪቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሰነድ መረጋገፂ ትሕዝቶ ዘይነበሮም ነባር ትሕዝቶታት መሳጊድ 70 ሰነድ መረጋገፂ ትሕዝቶ ኣረኪቡ Gebremariam Weldegerima May 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሰነድ መረጋገፂ ትሕዝቶ ዘይነበሮም ነባር ትሕዝቶታት መሳጊድ 70 ሰነድ መረጋገፂ ትሕዝቶ ኣረኪቡ። ስነ - ስርዓት ርኽክብ መህነፂ ቦታ ዓለም ለኸ ደረጅኡ ዝሓለወ መስጊድን ማእኸል ምርምርን እውን ሎሚ መዓልቲ ተሳሊጡ።…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ብሚሊየናት ዝቑፀሩ ዜጋታት ህንዲን ባንግላዴሽን ብስግኣት ኣውሎ ንፋስ መረበቶም ሓዲጎም የሃድሙ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima May 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚሊየናት ዝቑፀሩ ዜጋታት ህንዲን ባንግላዴሽን ብስግኣት ኣውሎ ንፋስ መረበቶም ሓዲጎም የሃድሙ ኣለዉ። ሰብ ሞያታት ትምበያ ከባቢ ኣየር ኣምፋን ዝተብሃለን ብደረጃ ሓሙሽተ ዝተመደበን ኣውሎ ንፋስ፥ ድሕሪ ሒደት ሰዓታት ኣብ ክልቲአን ብሁቦብላ…