ሽልማት ኖቤል ሰላም እወንታዊ ገፅታ ሃገርና ንዓለም ንምፍላጥ ዘኽእል ፅቡቕ ዕድል ሒዙ ዝመፅአ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ዶ/ር ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሽልማት ኖቤል ሰላም ዓመተ 2019 እወንታዊ ገፅታ ኢትዮጵያ ንዓለም ንምፍላጥ ዘኽእል ፅቡቕ ዕድል ሒዙ ዝመፅአ ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ተዛሪቦም።
ሎሬት ኖቤል ሰላም ዓለም ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ሎሚ ንጎሆ…