ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንበዓል ዝኾኑ ፍርያታ ብእኹል ኩነታት ቀሪቦም – ቢሮ ንግዲ እታ ከተማ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝመፅእ በዓል ሓዱሽ ዓመት ምኽንያት ብምግባር ንበዓል ዝኾኑ ፍርያታት ብእኹል ቀሪቡ ኢሉ ቢሮ ንግዲ እታ ከተማ።
ሓላፊት እቲ ቢሮ ወ/ሮ ሃቢባ ሲራጅ ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ፥ ነበርቲ እታ ከተማ ንበዓል ኣድለይቲ ፍርያታት…