Fana: At a Speed of Life!

መግለፂ ቅዋም ቀዳማይ ህፁፅ ጉባኤ ህወሓት

ኣብ ታሪኽ ውድብና ንፈለማ ግዜ ካብ ታሕሳስ 25 ክሳብ 26 /2012 ዓ/ም ንተኸታታሊ ክልተ ማዓልቲ ''ጉባኤ ፅንዓትን መኸተን '' ብዝብል መሪሕ ቃል ዘካየድናዮ ታሪኻዊ ቀዳማይ ህፁፅ ጉባኤ ብዓወት ተዛዚሙ ኣሎ። ከምቶም ሕሉፋት ጉባኤታትና ህፁፅ ጉባኤና ‘ውን ንህልው መድረኽ ብዝግባእ ገምጊሙ ቀፃሊ…

ኣገልግሎት ሓደ ማእኸል ኤሌክትሮኒክስ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ሓደ ማእኸል ኤሌክትሮኒክስ ኢትዮጵያ ኣብ ቤትፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ሎሚ መዓልቲ ዕላዊ ኮይኑ። ኣብቲ ስነስርዓት ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ሓዊሱ ሚኒስትራት፣ ኣምባሳደራት፣ መራሕቲ ዝተፈላለዩ ትካላትን ብኽብሪ…

ኣመሪካ ናብ ማእኸላይ ምብራቕ 3 ሽሕ ሰራዊት ከምእትልኽ ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመሪካ ናብ ማእኸላይ ምብራቕ 3 ሽሕ ሰራዊት ከምእትልኽ ኣፍሊጣ። ቅትለት ላዕለዋይ ኣዛዚ ሰራዊት ኢራን ቃሲም ሶለይማኒ፥ ኲናት ንምጅማር ዘይኮነስ ደው ንምባል ዝተገበረ ከምዝኾነ ፕሬዚዳንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ ገሊፆም። ነቲ ዓርቢ ኣብ…

እዝ ምብራቕ ንሰለስተ ኣዋርሕ ከሰልጥኖም ዝፀንሐ ልዕሊ 1 ሺሕን 300 ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)እዝ ምብራቕ ንሰለስተ ኣዋርሕ ከሰልጥኖም ዝፀንሐ ልዕሊ 1 ሺሕን 300 ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣመሪቑ። ኣብቲ ሎሚ መዓልቲ ዝተሳለጠ ስነ-ስርዓት ምርቓት፥ ዋና ኣዛዚ እዝ ምብራቕ ሜጀር ጄነራል ዘውዱ በላይ ተረኺቦም። እቲ ስልጠና…

ብልፅግና ፓርቲ ሃገራዊ ምርጫ ኣብዚ ዓመት ንኽካየድ ፅኑዕ ቅዋም ኣለዎ- ኣይተ ብናልፍ ኣንዷለም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ብልፅግና ፓርቲ ሃገራዊ ምርጫ 2012 ኣብዚ ዓመት ንኽካየድ ፅኑዕ ቅዋም ከምዘለዎ ኣፍሊጡ። ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ እቲ ፓርቲ ኣብ ሃገራዊ እዋናዊ ኩነታትን ሃገራዊ ምርጫን ብምዝታይ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ከምዘመሓላለፈ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ብልፅግና ፓርቲ…

ኣምባሳደር ሬድዋን ሁሴን ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ  ፌዴሪኢ ብምዃን ተሸይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ሬድዋን ሁሴን ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ብምዃን ተሸይሞም። እቶም ኣምባሳደር ካብ 17 ታሕሳስ 2012 ዓ.ም ጀሚሮም ከምዝተሾሙ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ኣምባሳደር ሬድዋን ሁሴን ፍሉይ ልኡኽ ፌዴሪኢን…

ጉባኤና ነቲ ዝጀመርናዮ ቃልሲ ዘሐይልን እዋናዊ ፀገምና ንምፍታሕ ልዑል ተራ ዘለዎ ውሳነታት ክንውስንን ዓብዪ እምነት ኣለኒ-ዶክተር ደብረፂዮን

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ) ህፁፅ ጉባኤ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ (ህወሓት) ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ መቐለ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ኣብ ኣዳራሽ ሓውልቲ ሰማእታት ዝሳለጥ ዘሎ ጉባኤ፥ ካብ ሎሚ ዕለት 25 ክሳብ 26 ታሕሳስ 2012 ዓ.ም ክፀንሕ ኢዩ። “ጉባኤ…

ሓረስቶት ዝኣከቡዎ ምህርቲ ካብ ካብ ብኽነት ዓቂቦም ኽኽዝኑ ከምዝግባእ ሚኒስቴር ግብርና ኣተሓሳሲቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓረስቶት ዝኣከቡዎ ምህርቲ ካብ ካብ ብኽነት ዓቂቦም ኽኽዝኑ ከምዝግባእ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣተሓሳሲቡ። ሚኒስትር ዲኤታ ሕርሻ ኣይተ ሳኒ ረዲ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝገበሩዎ ፃንሒት፥ ኣብ እዋን ዘመነ ምህርቲ 2011/12 ዓ.ም…

ህፁፅ ጉባኤ ህወሓት ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ክሳለጥ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ) ህፁፅ ጉባኤ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ (ህወሓት) ካብ ፅባሕ ዕለት 25 ታሕሳስ 2012 ዓ.ም ጀሚሩ ክሳለጥ ኢዩ። እቲ “ጉባኤ ፅንዓትን መኸተን” ብዝብል መሪሕ ቓል ኣብ ከተማ መቐለ ዝካይድ ጉባኤ፥ ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራዊን ክልላዊን ዛዕባታት…

ኤጀንሲ ኣቕራቢ መድሓኒት ኢትዮጵያ ዘህነፆ መኽዚን መዝሐሊ መድሓኒት ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኤጀንሲ ኣቕራቢ መድሓኒት ኢትዮጵያ ዘህነፆ ሰንሰለት መኽዚን መዝሐሊ መድሓኒት ኣመሪቑ። እቲ ዝተመረቐ መኽዚን መዝሐሊ መድሓኒት ሰለስተ ክፍሊታት መዝሐሊ ዘለዉዎ እንትኸውን፥ ሕድሕዶም 300 ኪዩብ ሜትሮ ናይ ምሓዝ ዓቕሚ ኣለዎም ተባሂሉ። እቶም…