ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዓልቲ ምትሕብባር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብብርኪ ከተማ ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Sep 7, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መዓልቲ ምትሕብባር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብብርኪ ከተማ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ይኽበር ኣሎ። እቲ መዓልቲ “ኣነ ንወገነይ” ብዝብል መሪሕ ቃል እናተኸበረ እንትኸውን፥ ምክትል ከንቲባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤኣብ ክፍለ ከተማ ጉሌሌ ናይ ሓባር መንበሪ ኣባይቲ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ህይወቶመ ዝሓለፉ ሰባት ቁፅሮም 918 ቀፂሑ Gebremariam Weldegerima Sep 7, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ህይወቶመ ዝሓለፉ ሰባት ቁፅሮም 918 ቀፂሑ። ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 25 ሺሕን 218 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 1 ሺሕን 206 ሰባት…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ህንዲ ኣብ ሓደ መዓልቲ ጥራሕ ልዕሊ 90 ሺሕ ሰባት ብቫይረስ ኮሮና ተታሒዞም Gebremariam Weldegerima Sep 6, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ህንዲ ኣብ ሓደ መዓልቲ ጥራሕ ልዕሊ 90 ሺሕ ሰባት ብቫይረስ ኮሮና ከምዝተትሓዙ ሚኒስቴር ጥዕና እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ከክሳብ ሕዚ ብብርኪ ዓለም ኣብ ሓንቲ ሃገር ኣብ ሓደ መዓልቲ ዝተመዝገበ ልኡል ቁፅሪ ከምዝኾነ እውን ተሓቢሩ። ሚኒስቴር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብብርኪ ከተማ መዓልቲ ይቕሬታ ተኸቢሩ Gebremariam Weldegerima Sep 6, 2020 0 ዛዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት መዓልቲ ይቕሬታ ተኸቢሩ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ሓዊሱ ምክትል ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ፣ መራሕቲ ሃይማኖታት፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን እንግዶት ዝተገበረሎም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፋብሪካ ዓለባ ሃዋሳ ብብር 2 ቢሊየን ወፃኢ ናብ ዓቢዪ መንደር ኢንዱስትሪ ክዓቢ ኢዩ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Sep 6, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ነበር ፋብሪካ ዓለባ ሃዋሳ ብብር 2 ቢሊየን ወፃኢ ናብ ዓቢዪ መንደር ኢንዱስትሪ ከምዝዓቢ ተገሊፁ። እቲ ፋብሪካ ናብ ጨርቀመርቂን ፓርክ ኢንዱስትሪን ስግግር ንምግባር ሎሚ መአልቲ ስነ-ስርዓት ምጅማር ህንፀት ተወሰኽቲ ሼዳት ተኻይዱ። ህንፀት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ካብ ጳጉሜን ክሳብ ጳጉሜን ክንበፅሕ ኢና” ብዝብል መሪሕ ቃል ዝተጀመረ ሃገር ለኸ ወፍሪ ድሕንነት መገዲ ብዕሊ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Sep 6, 2020 0 ኣዲስ በባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)“ካብ ጳጉሜን ክሳብ ጳጉሜን ክንበፅሕ ኢና” ብዝብል መሪሕ ቃል ዝተጀመረ ሃገር ለኸ ወፍሪ ድሕንነት መገዲ ሎሚ መዓልቲ ብዕሊ ተጀሚሩ። ኣብ መኽፈቲ እቲ ፍሪ ዝተረኸባ ሚኒስትር ትራንስፖርት ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ፥ “እዛ መዓልቲ ኣብ ኣጠቓቕማ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ንመመርመሪ ቫይረስ ኮሮና ዘገልግል ኪት ምፍራይ ክጅመር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Sep 6, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ንመመርመሪ ቫይረስ ኮሮና ዘገልግል ኪት ድሕሪ ሓደ ወርሒ ምፍራይ ከምዝጅመር ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጥዕና ዶክተር ደረጀ ዱጉማ ከከምዝገለፁዎ፥ ዓቕሚ ምርማር ቫይረስ ኮሮና ክብ ንምባል ዝተፈላለዩ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት 6 ኣባላት ባይቶ ኣሜሪካ ንኢትዮጵያ ዝግበር ሓገዝ ምጉዳሉ ተቓዊሞም Gebremariam Weldegerima Sep 5, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሽዱሽተ ኣባላት ባይቶ ኣሜሪካ ሃገሮም ንኢትዮጵያ እትገብሮ ሓገዝ ምጉዳሉ ብምቅዋም ናብ ፀሓፊ ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ማይክ ፖምፐዮን ናብ ሚኒስትር ቤት ግምጃ ኣሜሪካ ስቴቨን መንቺንን ደብዳበ ፅሒፎም። እቶም ኣባላት ኮንግረስ ኣብ ዝፀሓፍዎ ደብዳበ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን መንግስቲ ክልል ትግራይ ከካይዶ ኢየ ዝበሎ ምርጫ ብዝምልከት ናይ መወዳእታ ውሳነ ኣመሓላሊፉ Gebremariam Weldegerima Sep 5, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤት ምኽሪ ፣ ኮሚሽን ምርጫን ኣፈፀምቲ ኣካላትን ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ምርጫ ብዝምልከት ዘውፅኦ ኣዋጅ ምርጫ ቁፅሪ 351/2012 ዘሕለፍዎም ውሳነታትን ዝፈፀምዎም ተግባራትን ምስ ሕገ መንግስቲ ዝፃብኡ ብምዃኖም ብመሰረት ሕገ መንግስቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ክልል ደቡብ ንዝተፈላለዩ ሓላፍቲ ስራሕ ሹመት ሂቡ Gebremariam Weldegerima Sep 5, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ክልል ደቡብ ንዝተፈላለዩ ሓላፍቲ ስራሕ ትማሊ ሹመት ሂቡ። ብመሰረት እዚ፦ ኣይተ ሃይለማርያም ተስፋዬ ብመዓርግ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ሓላፊ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ኣተሓባባሪ ማሕበራዊ ክላስተርን ኣይተ ማሄ ቦዳ- ሓላፊ ቢሮ…