Fana: At a Speed of Life!

ዶ/ር ሙላቱ ተሾመ ምስ ንጉስ ስዑድ ዓረብ ተዛትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ነበር ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ዶክትር ሙላቱ ተሾመ ምስ ንጉስ ስዑድ ዓረብ ሰልማን ቢን ኣብዱል ዓዚዝ ኣል ሳዑድ ተዛትዮም። ዶክተር ሙላቱ ምስ ንጉስ ስዑድ ዓረብን ላዓለዋይ ሓላዊ ክልቲአን ቅዱሳት መሳጊድ ንጉስ ሰልማን ቢን ኣብዱል ዓዚዝ ኣል ሳዑድ ኣብ…

ብኢራን ዝድገፉ ዕጡቓት ተቓወምቲ ኢራቕ ኣብ ልዕሊ ኤምባሲ ኣሜሪካ መጥቃዕቲ ኣብፂሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብኢራን ድጋፍ ዝግበረሎም ዕጡቓት ተቓወምቲ ኢራቕ ኣብ ልዕሊ ኣብ ባግዳድ ዝርከብ ኤምባሲ ኣሜሪካ መጥቃዕቲ ከምዘብፅሑ ተገሊፁ። እቶም ተቓወምቲ፥ ኣሜሪካ ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ልዕሊኦም ንዝፈፀመቶ ብነፈርቲ ዝተሓገዘ መጥቃዕቲ ዓፀፋዊ ምላሽ ንምሃብ…

ኢትዮጵያን ደቡብ ኣፍሪካን ኢኮኖሚያዊ ርክበን ንምጥንኻር ከምዝሰርሓ ገሊፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ምስ ኣምባሳደር ደቡብ ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኤድዋርድ ዞለሳ ማካያ ናብ ቤት ፅሕፈቶም ተቐቢሎም ኣዘራሪቦምዎም። ኣይተ ገዱ ኣብቲ እዋን ዘተ ከምዝበሉዎ፥ ኢትዮጵያን ደቡብ ኣፍሪካን ባዕዳዊ…

ብልፅግና ፓርቲ ልምዓትን ፍትሓዊ ተረባሕነትን ዘረጋግፅ ሰርዓት ኢኮኖሚ ንምህናፅ ዓሊሙ ከምዝሰርሕ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብልፅግና ፓርቲ ልምዓትን ፍትሓዊ ተረባሕነትን ዘረጋግፅ ስርዓት ኢኮኖሚ ንምህናፅ ዓሊሙ ከምዝሰርሕ ኣፍሊጡ። ነዚ እውን ዘፈር ውልቀን ሃገራዊ ሰብ ሃፍትን ናይ ምጥንኻር ስራሕ ከምዝሰርሕ ገሊፁ። ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣብታ ከተማ ምስዝርከቡ…

ኣብ ሞጣ ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ሓላፍነቶም ብኣግባቡ ኣይተዋፅኡን ዝተብሃሉ ኣመራርሓታት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ሞጣ ኣብ ልዕሊ ቤተ እምነታት ምስ ዝበፅሐ መጥቃዕቲ ተተሓሒዙ ዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም። ኣብ ክልል ኣምሓራ ምብራቓዊ ዞባ ጎጃም ምምሕዳር ከተማ ሞጣ፥ ኣብ ልዕሊ መስጊዳት፣ ኣበያተ…

ርክብ ህዝቢታት ዓፋርን ሶማሌን ንምጥንኻር ዘዓለመ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታ ሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ርክብ ህዝቢታት ዓፋርን ሶማሌን ንምጥንኻር ዘዓለመ መድረኽ ዘተ ኣብ ከተማ ኣዳማ ይሳለጥ ኣሎ ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ካብ ክልቲአን ክልላት ዝተውፃእፅኡ ዓበይቲ ዓዲ፣ መራሕቲ ሃይማኖት፣ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ፍሉጣት ውልቀ ሰባትን ይሳተፉ ኣለዉ።…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ተዋሳኢት ኣንጀሊና ጆሊ ተዛትየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ተዋሳኢትን ብምግባረ ሰናይ ተግባራ ትፍለጥን ኣንጀሊና ጆሊ ተዛትየን። ኣንጀሊና ጆሊ፥ ኣብብሄራዊ ቤተ መንግስቲ ተረኺባ ኢያ ምስ ፕዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ ልምዓት፣ ደቂኣንስትዮን ስደተኛታትን ኣድሂባ…

ኣብ ዝሓለፉ 10 ዓማውቲ ኲናት ኣብ ዘለዎም ከባቢታት ዝነብሩ ህፃናት ዝበፅሑ መፅቃዕቲታት ብሰለስተ ዕፅፊ ወሲኾም – ውድብ ሕቡራት መንግስታት

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 10 ዓማውቲ፥ ኲናት ኣብ ዘለዎም ከባቢታት ዝነብሩ ህፃናት ዝበፅሑ መፅቃዕቲታት ብሰለስተ ዕፅፊ ምውሳኾም ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣፍሊጡ። እቲ ውድብ፥ ካብ ኣቆፃፅራ ኣሮፓውያን 2010 ንደሓር ኣብ ልዕሊ ህፃናት ልዕሊ 170 ሺሕ…

መቐለ 70 እንደርታ 1 ንባዶ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ግጥም ደርቢ ትግራይ ኣብ መንጎ ቻምፕዮን ዓመተ 2011 መቐለ 70 እንደርታን መራሒት ሊግ ዓመተ 2012 ወልዋሎን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ስታድየም ትግራይ ተኻይዱ። ኣብቲ ሎሚ መዓልቲ ዝተሳለጠ ሓምሻይ ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ፥ መቐለ 70…

ስርቆት ነዳዲን ካልኦት ኣብቲ ዓውዲ ዝረኣዩ ፀገማትን ንምፍታሕ ዘኽእል ዘመናዊ  ኣሰራርሓ ዕላዊ ክግበር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ስርቆት ነዳዲን ካልኦት ኣብቲ ዓውዲ ዝረኣዩ ፀገማትን ንምፍታሕ ዘኽእል ዘመናዊ ኣሰራርሓ ዕላዊ ከምዝግበር ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ኣቕርቦት ነዳዲን ስርዓት ምክፍፋልን ዘሎ ኣሰራርሓ ንምምሕያሽ ዘኽእል መድረኽ ዘተ…