ቀዳማይ ሚ/ር ዶ/ር ኣቢይን ፕሬዚዳንት ኢሳያስን ቢሾፍቱ ኣብ ዝርከብ መውሃዲ ውፅኢት ፀባ ሆላንድ ዑደት ኣሳሊጦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክትር ኣቢይ ኣሕመድን ፕሬዚዳንት ሃገረ ኤርትራ ኢሳያስ ኣፈወርቂን ቢሾፍቱ ኣብ ዝርከብ መውሃዲ ውፅኢት ፀባ ሆላንድ ዑደት ኣሳሊጦም።
እቲ ትካል መውሃዲ ፀባ፥ ባዕሉ ካብ ዘራብሐንን ኣፍቲ ከባቢ ካብ ዝርከቡ ሓረስቶትን…