ጉዳይ በሪ ባሕሪ ብብርኪ ዓለም ተቐባልነት ክረክብ ምግባር ታኻሉ ኢዩ – ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉዳይ በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ብብርኪ ዓለም ዝሐሸ ተቐባልነት ክረክብ ምግባር ከምዝተኽኣለ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ገሊፆም።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ ገምጋም ኣፈፃፅማ 100 መዓልቲ ሳልሳይ…