ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣብ ሩባ ሸበሌ ዝተሃነፀ ግድብ መስኖ ጎዴ ዑደት ገይሮም Gebremariam Weldegerima Oct 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ሩባ ሸበሌ ዝተሃነፀ ግድብ መስኖ ጎዴ ዑደት ገይሮም። ኣብቲ ዑደት ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ደመቀ መኮነን፣ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዴሳን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ሙስጠፌ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 1495 ብዓል ልደት ነብዩ መሓመድ(መውሊድ) ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መበል 1495 ብዓል ልደት ነብዩ መሓመድ(መውሊድ) ኣብ መላእ ሃገር ሎሚ መዓልቲ ይኽበር ኣሎ። ኣብ ኣዲስ ኣበባ መስጊድ ኣንዋር ኣብ ዝኽበር ዘሎ መበል 1495 ብዓል ልደት ነብዩ መሓመድ(መውሊድ)፥ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት አስልምና…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ተወሰኽቲ 602 ሰባት ቫይረስኮሮና እንትርከቦም 981 ሰባት ድማ ድሒኖም Gebremariam Weldegerima Oct 28, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 6 ሺሕን 290 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 602 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 94 ሺሕን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ብኢንቨስትመንት ሕርሻ ተዋፊሮም ዘየልምዑ 29 ሰብሃፍቲ ፍቓዶም ተቛሪፁ Gebremariam Weldegerima Oct 28, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ብኢንቨስትመንት ሕርሻ ተዋፊሮም ዘየልምዑ 29 ሰብሃፍቲ ፍቓዶም ከምዘቛረፀ ቦርድ ኢንቨስትመንት እቲ ክልል ገሊፁ። እቲ ቦርድ ኢንቨስትመንት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ ኣኼባ፥ ኣብ ኢንቨስትመንት ሕርሻ ተዋፊሮም ናብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዱራቢሊስ ዝተብሃለ ዓለም ለኸ ለኣኺ ትካል ፍርያት ኣቦካዶ ኢትጵያ ናብ ዕዳጋ ወፃኢ ምቕራብ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Oct 28, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዱራቢሊስ ዝተብሃለ ዓለም ለኸ ለኣኺ ትካል ኣብ ኢትጵያ ዝፈረየ ኣቦካዶ ንፈለማ እዋን ብዕዉት ኩነታት ናብ ዕዳጋ ወፃኢ ምቕራብ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ። እቲ ፍርያት ኣቮካዶ ናብ እንግሊዝ፣ ኣውሮፓን ማእኸላይ ምብራቕን ብዕዉት ኩነታት ከምዘብፀሐ ገሊፁ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 1 ሺሕን 495 በዓል ልደት ነቢዩ መሓመድ ዝተወሰኑ ኣመንቲ ኣብ ዝተረኸቡሉ ክኸበር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Oct 28, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ጥ18 ቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኣዲስ ኣበባ መበል 1 ሺሕን 495 በዓል ልደት ነቢዩ መሓመድ ኣብ ዓቢዪ መስጊድ ኣንዋር ዝተወሰኑ ኣመንቲ ኣብ ዝተረኸቡሉ ከምዝኽበር ገሊፁ። ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ኣሜሪካን ባንኪ ዓለምን ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዘብፅሑዎ ፅንቶ ኣግባብ ኣይኮነን – ዶክተር ኣረጋዊ በርሀ Gebremariam Weldegerima Oct 28, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ኣሜሪካን ባንኪ ዓለምን ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዘብፅሑዎ ፅንቶ ዓለም ለኸ መምርሒታት ዝጠሓሰን ዘይፍትሓዊን ከምዝኾነ ዳይሬክትር ብሄራዊ መተሓባበሪ ቤት ፅሕፈት ተሳትፎ ህዝቢ ግድብ ህዳሰ ዶክተር ኣረጋዊ በርሀ ገሊፆም። እቶም ዋና ዳይሬክተር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ መበል 1 ሺሕን 495 በዓለ ልደት ነቢዩ መሓመድ ኣመልኪቶም መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Oct 28, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ መበል 1 ሺሕን 495 በዓለ ልደት ነቢዩ መሓመድ ኣመልኪቶም መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም ከምዝበሉዎ፥ “መበል 1 ሺሕን 495 በዓል ልደት ነቢዩ መሓመድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓደገኛ መዐወኒ ሓሽሽ ክተዘዋውር ዝተረኸበት ታይላንዳዊት ውልቀ ሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒላ Gebremariam Weldegerima Oct 28, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮሚሽን ፖሊስ ፌደራል ምስ ብሄራዊ ግልጋሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ብምትሕብባር ሓደገኛ መዐወኒ ሓሽሽ ክተዘዋውር ዝተረኸበት ታይላንዳዊት ውልቀ ሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ኣውዒሉ። ኣብ ትሕቲ ዳይሬክቶሬተረ ዘፈር ኢንተለጀንስ ምክልኻል ሓደገኛ መዐወኒ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግልጋሎት ሕክምና ካንሰር ጡብ ኣብ 12 ሆስፒታላት እናተውሃበ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ጥዕና ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Oct 28, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ግልጋሎት ሕክምና ካንሰር ጡብ ኣብ 12 ሆስፒታላት እናተውሃበ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ጥዕና ገሊፁ። ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ፥ ብብርኪ ዓለም ዝኽበር ወርሒ ካንሰር ጡብ ብዝምልከት “ኣጥዋቶም ብኢድ ብምድህሳስን ብምርማርን ሕማም ካንሰር ጡብ ይከላኸሉ”…