ዕጡቓት ናብ ሰላማዊ ናብራ ንኽምለሱ መንግስቲ ድገፉ ኣጠናኺሩ ክቕፅል እዩ – ኣይተ ኣረጋ ከበደ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ብሄራዊ ኮሚሽን ዳግመ ህንፀት ኣብ ክልል ኣምሓራ ይንቀሳቐሱ ዝነበሩ ነበር ዕጡቓት መሊስካ ንምጥያሽ ዘኽእሉ ጉዳያት ምስ ኣመራርሓ ሓለፍቲ ስራሕ ዘተ ኣካይዶም፡፡
ኣብ እዋን እቲ ዘተ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኣረጋ ከበደ ከምዝበልዎ÷ ኣብ…