ኣብ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዘይርከቡ ተወከልቲ ክልል ትግራይ ምምሕዳራዊ ስጉምቲ ከመዝውሰድ ኣፈጉባኤ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዘይርከቡ ተወከልቲ ክልል ትግራይ ምምሕዳራዊ ስጉምቲ ከመዝውሰድ ኣፈጉባኤ እቲ ባይቶ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም።
ኣይተ ታገሰ ጫፎ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ኣድሂቦም ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ ካብ ክልል ትግራይ ዝተወከሉ…