ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብዝሒ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ካብ 90 ሺሕ ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Oct 21, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብዝሒ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ካብ 90 ሺሕ ከምዝሓለፈ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ትማሊ ኣብ ልዕሊ 6 ሺሕን 602 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 630 ሰባት ከምዝተረኸቡ እቲ ሚኒስቴር ገሊፁ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝተሃነፁ ሓደሽቲ ናይ ሓባር መንበሪ ኣባይቲ ዝተዘርገሐ መስመር ኤሌክትሪክ ዝሰረቑ ተጠርጠርቲ ኢድ ብኢድ ከምዝሓዘ ፖሊስ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Oct 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተሃነፁ ሓደሽቲ ናይ ሓባር መንበሪ ኣባይቲ ዝተዘርገሐ መስመር ኤሌክትሪክ ዝሰረቑ ሰለስተ ተጠርጠርቲ ኢድ ብኢድ ተታሒዞም ምርመራ እናተገበረሎም ምዃኑ መምርሒ ፖሊስ ክፍለ ከተማ ቦሌ ኣፍሊጡ። ሰለስቲኦም ተጠርጠርቲ እቲ ገበን ክፍፅሙዎ ዝኸኣሉ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ ጉባኤ ትምህርቲ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትምህርቲ ፌዴሪኢ ዶክተር ጌታሁን መኩሪያ ኣብ ዓለም ለኸ ጉባኤ ትምህርቲ ይሳተፉ ኣለዉ። እቲ ጉባኤ፥ ብምትሕብባር ሃገራት ጋና፣ ኖርዌይን እንግሊዝን ከምኡ እውን ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ማእኸል ትምህርቲ፣ ሳይንስን ባህሊን (ዩኔስኮ)…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣዳማ ህንፃ ፈሪሱ ብዘጋጠመ ሓደጋ ህይወት ኣርባዕተ ሰባት ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Oct 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዳማ ህንፃ ፈሪሱ ብዘጋጠመ ሓደጋ ህይወት ኣርባዕተ ሰባት ምሕላፉ ፖሊስ ኣፍሊጡ። በዓል ሞያ ርክብ ህዝቢ መምርሒ ፖሊስ ምምሕዳር ከተማ ኣዳማ ኢንስፔክተር ወርቅነሽ ገልሜቻ ንግዜኢ ከምዝገለፁዎ፥ እቲ ሓደጋ ኣብታ ከተማ ክፍለ ከተማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተፈላለያ ትካላት ንመኣዲ ንሃገር ዝኸውን ደገፍ ይገብራ ኣለዋ Gebremariam Weldegerima Oct 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኮይሻ፣ ጎርጎራን ወንጪን ብሓባር ንምልማዕ ንዘቕረብዎ ፃውዒት ብምቕባል ዝተፈላለያ ትካላት ድጋፍ ገንዘብ ይገብራ ኣለዋ። ብመሰረት እዚ ኣብ ሳልሳይ ዙር ደገፍ መኣዲ ንሃገር ሸውዓተ ትካላት ድጋፍ ገይረን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ካብ ሞንጎ ዝተሓዙ ሰባት እቶም 15 ሚኢታዊ ዝኾኑ ናብ ማእኸል ክፍሊ ፅኑዕ ሕክምና ከምዝኣትዉ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Oct 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ካብ ሞንጎ ዝተሓዙ ሰባት እቶም 14 ነጥቢ 9 ሚኢታዊ ናብ ማእኸል ክፍሊ ፅኑዕ ሕክምና ከምዝኣትዉ ተገሊፁ። ኣብ ኢትዮጵያ ዝርገሐ ቫይረስኮሮና ዝርከበሉ ኩነታትን ካብ መበገሲኡ ጀሚሩ ክሳብ ሕዚ ዘሎ ኣወሃህባ ግብረመልሲን…
ስፓርት ቀዳማይ ዙር ውድድር ቻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ መዓልቲ ምሸት ብዝካየዱ ግጥማት ክጅመር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Oct 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ዙር ውድድር ኩዕሾ እግሪ ቻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ መዓልቲ ምሸት ብዝካየዱ ግጥማት ክጅመር ኢዩ። ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ ምሸት ፀወታታት ካብ ምድብ ሓሙሽተ ክሳብ ምድብ ሸሞንተ ዘለዋ ጋንታታት ካብ 1 ሰዓትን 55 ደቒቕን ጀሚሚረን ውድድረን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብዛ ሃገር ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ሰብኣዊ መሰልን ግደ ትካላትን ብዝምልከት መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዛ ሃገር ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ሰብኣዊ መሰልን ግደ ትካላትን ብዝምልከት መድረኽ ዘተ ሎሚ መዓልቲ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ፥ ብጉባኤ ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ዝተሰናድአ አንትኸውን፥ ፓርቲታት ፖለቲካን መራኸብቲ ሓፋሽን ኣብቲ ዘተ ይሳተፉ ከምዘለዉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወ/ሮ ዘርፈሽዋል ንጉሴ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብምዃን ተሸይመን Gebremariam Weldegerima Oct 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ መበል ሻምናይ ቀዳማይ ስሩዕ ጉባኤኡ ሎሚ መዓልቲ የሳልጥ ኣሎ። ኣብቲ ዝሳለጥ ዘሎ ስሩዕ ጉባኤ ወ/ሮ ዘርፈሽዋል ንጉሴን ኣፈ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ንክኾና ተሸይመን። ኣብቲ ጉባኤ ኣፈፃፅማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ምስ ኣመራርሓ ሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Oct 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣመራርሓ ሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ተዛቲዮም። እቲ መድረኽ ዘተ ቅድመ ምክልኻልን ጥንቃቐን ኮቪድ 19 ተግባራዊ ብምግባር ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ንምቕፃል…