Fana: At a Speed of Life!

ዘፈር ሕርሻ ብቴክኖሎጂ ንምዝማን ከምዝስራሕ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስት ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ዘፈር ሕርሻ ንምዝማን ኣብ ዝሕግዙ ቀረባት ቴክኖሎጂ፣ ፈጠራ ዕድል ስራሕ፣ ምትእስሳር ዕዳጋን ፋይናንስ ክላስተርን ትኹረት ከምዝግበር ኣፍሊጦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዞባ ኣርሲ ወረዳታት ዶዶታን ሄጦሳን…

ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ለውጢ ይድግፍ ኢየ ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ክፍለ ከተማ ቦሌን የካን ወፍሪ ፅሬት ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ለውጢ ይድግፍ ኢየ ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ክፍለ ከተማ ቦሌን የካን ወፍሪ ፅሬት ተኻይዱ። እቲ ወፍሪ ፅርየት ንጎሆ ሰዓት 12:30 ዝተሳለጠ እንትኸዉን፥ "ዝተሃነፀት እንበር ዝፈረሰት ሃገር ንትውልዲ ኣይነርክብን" ዝብል መሪሕ…

ፓርክ እንጠጦ ሎሚ መዓልቲ ብዕሊ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2013 ዓ.ም (ኤፍ ቢ ሲ)ዕላዊ ስነስርዓት ምረቓ ፓርክ እንጠጦ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ መዓልቲ ተሳሊጡ። “ሸገርን ማስዋብ” ናይ ዝበሃል ፕሮጀክት ሓደ ኣካል ዝኾነ ፓርክ እንጦጦ፥ ሃገራዊ ስያመታትን መሀደስቲ ዓውዲታትን ዘካተተ ከምዝኾነ ተገሊፁ። እቲ ፓርክ…

ንምክልኻል ኮቪድ 19 ዝውዕል 33 ሚሊየን ብር ዝግመት ናዉቲ ደገፍ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ) ግሎባል ላይፍ ሼሪንግ ዝተብሃለ ትካል ገባሪ ሰናይ ንምክልኻል ኮቪድ 19 ዝውዕል 33 ሚሊየን ብር ዝግመት ናዉቲ ሕክምና ንሚኒስቴር ጥዕና ደገፍ ገይሩ። ሚኒስትር ጥዕና ዶከተር ሊያ ታደሰ እቲ ትካል ዝገበሮ ደገፍ ኢትዮጵያ ንዘላቶ ፈታኒ እዋን…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ  865 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 8 ሺሕን 24 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 865 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት…

ቀ/ሚ ኣቢይ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ብስልኪ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ቀዳማይሚኒስትር እስራኤል ቤንያሚን ኔታንያሁ ብስልኪ ተዛቲዮም። ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ዘተኮረ ዘተ ከምዝነበረ ቀዳማይ መኒስትር ኔታንያሁ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌሰቡክ ገፆም ፅሒፎም። ቀዳማይ ሚነሲትር…

ቀ/ሚ ኣቢይ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ተዓዋቲ ሽልማት ኖቤል ሰላም 2020 ብምዃኑ ሓጎሶም ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር  ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ተዓዋቲ ሽልማት ኖቤል ሰላም 2020 ብምዃኑ መልእኽቲ እንኳዕ ኣሐጎሰኩም ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ “ሮግራም ምግቢ ዓለም ተዓዋቲ ሽልማት ኖቤል ሰላም 2020…

ሩሲያ ኣርመኒያን ኣዘርባጃንን ክተሸማግል ኢያ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሩሲያ ኣብ ክልል ናጎርኖ ካራባህ ናብ ኲናት ዝኣተዋ ኣርመኒያን ኣዘርባጃንን ክተሸማግል ከምዝኾነት ተገሊፁ። ክልቲአን ሃገራት ቅድሚ ሓደ ሰሙን ናብ ኲናት ምእታወን ይፍለጥ። እቲ ኣብ ከተማ ሞስኮ ክግበር ዝተሓሰበ ዘተ ናብ ኲናት ካብ ዝኣትዋ…

ማሕበራዊ ሚዲያ ብግቡእ ዘይጥቀሙ ኣካላት ብር ካብ 50 ሺሕ ክሳብ 5 ዓመት ማእሰርቲ ከምዘቕፅዕ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ማሕበራዊ ሚዲያ ብግቡእ ዘይጥቀሙ ኣካላት ብር ካብ 50 ሺሕ ክሳብ 5 ዓመት ማእሰርቲ ከምዘቕፅዕ ተገሊፁ። ኣብ ዳይሬክቶሬት ትምህርቲን ስልጠናን ዓቃቢት ሕጊ የሰውዘር ኣበበ ከምዝበለኦ፥ ኣጠቓቕማ ማሕበራዊ ሚዲያ ብዝምልከት ብሕጊዘ ተቐመጡ ገደባት…

ብሞያ መምህርነት እናገልገሉ ዝነበሩ ሰብሞያታት ሃገራዊ ሓላፍነቶም ንኽዋፅኡ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሞያ መምህርነት እናገልገሉ ዝነበሩ ሰብሞያታት ሃገራዊ ሓላፍነቶም ንኽዋፅኡ ሚኒስቴር ትምህርቲ ፀዊዑ። እቲ ሚኒስቴር ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ንሸውዓተ ኣዋርሕ ተቛሪፁ ዝነበረ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ንምሕጋዝ መምህራን ኣብ ቀረበኦም ኣብ ዝርከባ…