Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክልል ጋምቤላ ብምኽንያት ዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ ልዕሊ 4 ሺሕን 500 ዜጋታት ተመዛቢሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብክልል ጋምቤላ ብምኽንያት ዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ ኣብ ወረዳ ላሬ ዝርከባ 28 ጣቢያታት ዝነብሩ ክፋላት ሕብረተሰብ ካብ መረበቶም ከምዝተመዛበሉ ተገሊፁ። ብተመሳሳሊ ኣብ 16 ጣቢያታት ዞባ ኑዎር ወረዳ ዋንቱዋ ዝነብሩ ልዕሊ 4 ሺሕን 500 ዜጋታት…

ፕሬዚዳንት ትራምፕ ናብ ዋይት ሃውስ ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ክትትል ሕክምና ቫይረስኮሮና ይገብሩሉ ካብ ዝነበሩ ሆስፒታል ብምውፃእ ናብ ዋይት ሃውስ ከምዝተመለሱ ተገሊፁ። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ወተሃደራዊ ሆስፒታል ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ክሕከሙ ዝፀንሐ እንትኾኑ፥…

ካብ ከባቢ ዓፋር ናብ ወረዳ ራያ ጨርጨር ትማሊ ዝኣተወ ዕስለ ኣንበጣ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ካብ ከባቢ ክልል ዓፋር ናብ ወረዳ ራያ ጨርጨር ጣብያታት ሓዲስ ቅኝን ባላን ትማሊ ዝኣተወ ሓዱሽ ዕስለ ኣንበጣ ከምዘሎ ዋና ኣመሓዳሪ ዞባ ደቡብ ትግራይ ኣይተ ረዳኢ ሓለፎም ገሊፆም። እቶም ዋና ኣመሓዳሪ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም…

ካብ 100 ሺሕ ንላዕሊ ዘሎ ኖት ብር ዝቕየረሉ እዋን 6 ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም ክዛዘም ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ካብ 100 ሺሕ ንላዕሊ ዝኾነ ኣረጊት ኖት ብር ዝሓዙ ኣካላት ክሳብ 6 ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም ብሓዱሽ ኖት ብር ንኽቕይሩ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ፀዊዑ። መንግስቲ ዝፀንሐ ኖት ብር ብሓዱሽ ኖት ብር ንምቕያር ገደብ እዋን 90 መዓልቲ ከምዘቐመጠ…

ኢትዮጵያ ካብ ዝቕፅል ወርሒ ጥቅምቲ ጀሚራ በሪታታ ንቱሪዝም ክፍቲ ክትገብር ኢያ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ካብ ዝቕፅል ወርሒ ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም ጀሚራ በሪታታ ንቱሪዝም ክፍቲ ከምእትገብር ቱሪዝም ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዋና ዳይሬክተር ቱሪዝም ኢትዮጵያ ኣይተ ስለሺ ግርማ ከምዝበልዎ፥ ቫይረስኮሮና ኣብ ዓውዲ ቱሪዝም ልዑል ፅዕንቱ ኣሕዲሩ ፀኒሑ…

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 618 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 6 ሺሕን 62 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 618 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 79 ሺሕን 437…

ሓበራዊ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ሎሚ መዓልቲ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)5ይ ዘበን 6ይ ዓመት እዋን ስራሕ ቀዳማይ ስሩዕ ሓበራዊ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ፌዴሪኢ ሎሚ መዓልቲ 25 መስከረም 2013 ዓ.ም ተሳሊጡ። እቲ ሓበራዊ ኣኼባ ክልቲኦም ኣቢያተ ምኽሪ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ…

ብዓል ብሄር ብሄረሰባት ብምኽኒያት ቫይረስኮሮና ናይ ኣከባብራ ለውጢ ተገይሩሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ሎሚ ዘበን ኣብ ዝኽበር ብዓል ብሄር ብሄረሰባት ብምኽኒያት ቫይረስኮሮና ናይ ኣከባብራ ለውጢ ከምዝተገበረ ኣፍሊጡ። ቅድመ ሐዚ ብሓንቲ ክልል ኣሰናዳኢነት ዝኽበረሉ ዝነበረ መገዲ ብምትራፍ ካብ 15 ሕዳር 2013 ዓ.ም ጀሚሩ…

ዘፈር ህንፀት ፖሊቲካን ርእዮተ ኣለምን ፓርቲ ብልፅግና መድረኽ ዘተ ሃገራዊ ገምጋምን ትልሚን የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘፈር ህንፀት ፖሊቲካን ርእዮተ ኣለምን ፓርቲ ብልፅግና መድረኽ ዘተ ሃገራዊ ገምጋምን ትልሚን የሳልጥ ኣሎ። ሓላፊ ዋና ቤት ፅሕፈት ዘፈር ህንፀት ፖሊቲካን ርእዮተ ኣለምን ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ተስፋዬ በልጅጌ ኣብ ዝገበርዎ መኽፈቲ መደረ፥ እቲ…

ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ዓቀብቲ ሕጊ ኣብቲ ክልል ብምኽንያት መንግስታዊ ኢድ ኣእታውነትን ውሳነን ስራሕ ደው ምባል ኣድማ ክገብሩ እዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ዓቀብቲ ሕጊ ኣብቲ ክልል ብምኽንያት መንግስታዊ ኢድ ኣታውነትን ውሳነን ስራሕ ደው ምባል አድማ ካብ ሎሚ ጀሚሮም ክገብሩ እዮም። ብዘለና ልዑል ናይ ድሕንነት ስግኣት ምኽንያት ስምና ኣዬጠቐስ ዝበሉ ዓቀብቲ ሕጊ ንትካል…