ተፀዋዕነተን ንሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህረቲን ዝኾና ዩኒቨርሲቲታት ልዕሊ ብር 91 ሚሊየን ንፕሮጀክት መኣዲ ንሃገር ኣበርኪተን
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ተፀዋዕነተን ንሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህረቲን ዝኾና ዩኒቨርሲቲታት ልዕሊ ብር 91 ሚሊየን ንፕሮጀክት መኣዲ ንሃገር ኣበርኪተን።
እተን ዩኒቨርሲቲታት ካብዚ ብተወሳኺ ብሓደጋ ውሕጅ ንዝተጎድኡ ወገናት ዝኸውን ሓገዝ ብር 14 ሚሊየን…