ኣመራርሓታት ሚኒስቴር ትምህርቲን ሓለፍቲ ቢሮ ትምህርቲ ክልላትን ኣብ ቀፃሊ ኩነታት ትምህርቲ ኣድሂቦም ይዛተዩ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣመራርሓታት ሚኒስቴር ትምህርቲን ሓለፍቲ ቢሮ ትምህርቲ ክልላትን ኣብ ቀፃሊ ኩነታት ትምህርቲ ኣድሂቦም እናተዛተዩ ምዃኖም ተገሊፁ።
ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ቀፃሊ ኣንፈት ኩነታት ትምህርቲ ብዝምልከት ውሳነ ከሕልፉ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ።…