ጁንታ ህወሓት ኣብ ኣላማጣ ብመልክዕ ማእሰርቲ ሒዙዎም ዝነበረ ልዕሊ 10 ሺሕ ንፁሃን መናእሰይ ሒዙ ንደሓር ኣንሳሒቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ ሕዳር 6፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጁንታ ህወሓት ኣብ ኣላማጣ ብመልክዕ ማእሰርቲ ሒዙዎም ዝነበረ ልዕሊ 10 ሺሕ ንፁሃን መናእሰይ ሒዙ ንደሓር ከምዘንሳሓበ ተገሊፁ።
ጉጅለ ህወሓት ኣብ ክልል ትግራይ ዘለዉ መናእሰይን ህፃናትን ዩኒፎርም ኣስሪሑ እናኸደነ ናብ ጎንፂ ክኣትዉ እናገበረ ምዃኑ…