ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብሰንኪ ቫይረስ ኮሮና ህይወቶም ዝሰኣኑ ሰባት ካብ 700 ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Aug 26, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ 17 ሰባት ህይወቶም እንትስእኑ፤ ብሓፈሻ ህይወቶም ዝሰኣኑ ሰባት ቁፅሮም 709 በፂሑ። ኣብ ናይ ትማሊ ፀብፃብ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 18 ሺሕን 778 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 1 ሺሕን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብገበን ቅትለት ኣርቲስት ሃጫሉ ሁንዴሳ ዝተጠርጠረ ከበደ ገመቹ ሎሚ መዓልቲ ንመበል ራብዓይ ግዘ ቤት ፍርዲ ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima Aug 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብገበን ቅትለት ኣርቲስት ሃጫሉ ሁንዴሳ ዝተጠርጠረን ተሓቢኡ ካብ ዝነበረሉ ኣዳኣ ድሬ ተባሂሉ ካብ ዝፅራሕ ከባቢ 3 ሓምለ 2012 ዓ.ም ኣብ ቁፅፅር ዝወዓለን ከበደ ገመቹ ሎሚ መዓልቲ ንመበል ራብዓይ ግዘ ቤት ፍርዲ ቀሪቡ። ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ቤት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ዕስለ ኣምበጣ ንምምካት ዘኽእል ዝተዋደደ ምንቅስቓስ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Aug 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ መላእ ትግራይ ወራር ዕስለ ኣምበጣ ንምምካት ዘኽእል ዝተዋደደ ምንቅስቓስ ከም ዝተጀመረ ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገጠርን ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ቢሮ ዳይሬክተር ዳይሬክቶሬት ርክብ ህዝቢ ኣይተ ሚኪኤለ ምሩፅ ከም ዝሓበርዎ፥ እቲ ዕስለ ኣንበጣ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብደላ ሃምዶክ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Aug 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ሱዳን ኣብደላ ሃምዶክ ሎሚ መዓልቲ ተዛቲዮም። ብቐዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ሎሚ መዓልቲ ናብ ካርቱም ምምርሑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ልዕሊ ህዳሰ ግድብ ይምዘገብ ኣብ ዘሎ ዲፕሎሚያሲያዊ ዓወት ማሕበረሰብ ዲያስፖራ ልዑል ብፅሒት ምብርካት ጀሚሩ-ኣምባሳደራት Gebremariam Weldegerima Aug 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ ህዳሰ ግድብ ናይ ምህናፅ መሰላ ኣብ ኣደባባይ ዓለም ብምግላፅ እተመዝግቦ ንዘላ ዲፕሎሚያሲያዊ ዓወት ማሕበረሰብ ዲያስፖራ ልዑል ብፅሒት ምብርካት ከምዝጀመረ ናይ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣምባሳደራት ኢትዮጵያ ገሊፆም። ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕያሽ ሕገ መንግስቲን ተወሳኺ ቋንቋታት ስራሕ ፌዴራልን ክህሊ ኣለዎ – ኣብዝሓ ተሳተፍቲ ሓደ መፅናዕቲ Gebremariam Weldegerima Aug 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ሓደ መፅናዕቲ ካብ ዝተሳተፉ ኣብዝሓ ኢትዮጵያውያን ምምሕያሽ ሕገ መንግስቲን ተወሳኺ ቋንቋታት ስራሕ ፌዴራል ምህላውን ከምኡውን ኣብ ካልኦት ጉዳያት ከምዝስማዕምዑ ውፅኢት መፅናዕቲ ኣፍሮ ባሮ ሜትር ሓቢሩ። መበል ሻምናይ ውፅኢት መፅናዕቲ ኣፍሮ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ኣሜሪካ ፖሊስ ንፀሊም ኣመሪካዊ ብጥይት ድሕሪ ምውቅዑ ናዕቢ ተላዒሉ Gebremariam Weldegerima Aug 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝሓለፈ ሰንበት ኣብ ኣሜሪካ ክፍለ ሃገር ዊስካንሶን ሓደ ኣባል ፖሊስ ንሓደ ፀሊም ኣመሪካዊ ብጥይት ተኵሱ ምስ ወቕዖ ዝተላዕለ ሓያል ህዝባዊ ተቓውሞ ንኻልኣይ ለይቲ ቀፂሉ ከምዘሎ ተገሊፁ። እቲ ብጥይት ዝተወቕዐ ሰብኣይ ጃኮብ ብለክ ዝተባህለ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምዝገባ ዘበነ ትምህርቲ 2013 ዓ.ም ካብ ፅባሕ ክጅምር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Aug 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ ምዝገባ ተምሃሮ ዘበነ ትምህርቲ 2013 ዓ.ም ካብ ፅባሕ 20 ነሓሰ 2012 ዓ.ም ጀሚሩ ከምዝሳለጥ ገሊፁ። ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ እቲ ሚኒስቴር ወይዘሮ ሃረጓ ማሞ ኣብያተ ትምህርቲ ምዝገባ እንተካይዳ ኮቪድ 19 ንምክልኻል…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 1 ሺሕን 472 ሰባት እንትርከቡ 14 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም Gebremariam Weldegerima Aug 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 18 ሺሕን 851 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 1 ሺሕን 472 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምፍፃም ናብ ካርቱም ኣምሪሖም Gebremariam Weldegerima Aug 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ሎሚ ንጎሆ ናብ ካርቱም ኣምሪሖም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ሱዳን ኣብ ዝሀልዎም ፃንሒት ምስ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ሱዳን ጀነራል ኣብደል ፈታህ ኣልቡርሀንን…