ጁንታ ጉጅለ ህወሓት ዘውግዝ ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት ክልል ኦሮሚያ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ ፣3 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጁንታ ጉጅለ ህወሓት ዘውግዝ ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት ክልል ኦሮሚያ ሰለማዊ ሰልፊ ብሰላም ተዛዚሙ።
ኣብ ክልል ኦሮሚያ ብማዓርግ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ኣተሓባባሪ ክላስተር ማሕበራዊ ምትእስሳር ኣይተ ኣዲሱ ኣረጋ፥ እቲ ሰለማዊ ሰልፊ እቲ ጉጅለ ኣብ…